ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ይዛተያ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ይዛተያ ኣለዋ።
እቲ ዘተ ኣብዛ ሃገር ብዛዕባ ዘሎ ህሉዊ ኩነታት ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብቲ ዘተ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ…