ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ሃገራዊ ዛዕባታት ዘድሃበ ዘተ የካይዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ሃገራዊ ዛዕባታት ዘድሃበ ዘተ የካይዱ ኣለዉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ይሳተፉ ከምዘለዉ ተገሊፁ። እቶም ፓርቲታት ፖለቲካ፥ “ሕገ-መንግስትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣብ ኢትዮጵያ ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ኣስመራ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኢትዮጵያ ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ኣስመራ ተመሊሶም። ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣብ ዝሓለፈ ዕለተ ሰኑይ ናብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሕዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብምዃን ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 5፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሕዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ 04 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ዋና ዳይሬክተር ቤት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 712 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 121 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 712 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 86 ሺሕን 430…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኢሳያስን ኣብ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ዑድት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስት ዶክተር ኣቢይ ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስን ኣፈወርቂን ውዳብኡ ኣብ ዘመሓየሸ ግሩፕ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ዑድት ገይሮም። ግሩፕ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ዘርአዮ ለውጢ ዝድነቕ ኢዩ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ቢሾፍቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕጊ ንምኽባርን ገበን ሕጊ ንምፍፃምን ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ 12 ሺሕን 37 ክሲታት ውሳነ ዓቃቢ ሕጊ ከምዝተውሃቦም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ሕጊ ንምኽባርን ገበን ሕጊ ንምፍፃምን ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ 12 ሺሕን 37 ክሲታት ውሳነ ዓቃቢ ሕጊ ከምዝተውሃበሎም ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ገሊፁ። ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ፥ ኣብ ርብዒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝ 400 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝ 400 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክት ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ደቡብ ሱዳንን ሱዳንን ኦስማን ዲዮን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይን ፕሪዚዳንት ኢሳያስን ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሪዚዳንት ኤርትራ ኣይተ ኢሳይስ ኣፈወርቂ ብእንግዶት ቀዳማይ ሚኒሰትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ፕሪዚዳንት ኢሳይስ፥ ኣብዚ ሰሙን ዝተመረቐ ፕሮጀክት ፓርክ እንጦጦ ቅድሚ ምጅማሩ፣ እናተሰርሐ እናሃለወ ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 11 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልላትን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል እንዳሻው ጣሰው፣ ምክትል ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ኮሚሽነራት ምክትል ኮሚሽነራትን ፖሊስ ዓሰርቲኣን ክልላት እናተሳተፉ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 582 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 344 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 582 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 85 ሺሕን 718…