Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቡ ንሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብን ኣትሌታትን ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቡ ንሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብን ኣትሌታትን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገለፃ ተገይሩ። እቲ መድረኽ፥ ሰብሞያታት ኪነ-ጥበብን ኣትሌታትን ኣብዚ ሕዚ እዋን ሀገር ዘለትሉ ኩነታት ብዕቱብ ንኽትከታተሉን ሚዛናዊ ግንዛበ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መዕርፎ ነፈርቲ ሑመራ ተቐፃፂሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ወራሪ ጉጅለ ህወሓት ምስ ፀላኢ ሕብረት ብምፍጣር ንእኩይ ዕላማ ክጥቀመሉ ዝነበረ መዕርፎ ነፈርቲ ሑመራ ሙሉእ ብሙሉእ ተቐፃፂሩ። ህወሓት ዝወደቦም ብዙሓት ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ፣ ፖሊስን ምሊሻታትን ንመከላኸሊ ሃገር ኢዶም ይህቡ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 307 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 889 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  307  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 99 ሺሕን 982…

ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ጄት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምውቃዕ ኣውዲቐ ኢየ ብዝብል ዝገለፆ ፍፁም ሓሰት ኢዩ- ሜጀር ጄኔራል መሐመድ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ጄት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምውቃዕ ኣውዲቐ ኢየ ብዝብል ዝገለፆ ፍፁም ሓሰት ኢዩ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጀር ጄኔራል መሐመድ ተሰማ ገሊፆም። ሜጀር ጄኔራል መሐመድ፥ እቲ ሓይሊ ኣየር ሐዚ…

ኢትዮጵያ ናብ ትርምስ ክትኣትው ኢያ ዝብል ስግኣት ናይዛ ሃገር ነባራዊ ኩነታት ብዕምቆት ካብዘይምርዳእ ዝፍልፍል ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ወገናት ኢትዮጵያ ናብ ትርምስ ክትኣትው ኢያ ዝብል ስግኣቶም ዘይኾንን ናይዛ ሃገር ነባራዊ ኩነታት ብዕምቆት ካብዘይምርዳእ ዝፍልፍልን ኢዩ ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…

ህዝቢ ትግራይ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንትርፊ ፖለቲካ ክብል ክገብሮ ካብ ዝኽእል ጥፍኣት ክጥንቀቕ ይግባእ- ትዴፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ትግራይ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንትርፊ ፖለቲካ ክብል ክገብሮ ካብ ዝኽእል ጥፍኣት ክጥንቀቕ ይግባእ ክብል ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ትግራይ(ትዴፓ) ገሊፁ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ትዴፓ ኣይተ ሙሉብርሃን ሃይሌ፥ ናይቲ ጁንታ ከሓዲ ጉጅለ ትርፊ ፖለቲካ…

‹‹ ብዘራፊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ መከላኸሊ ሓይሊ ዝበጽሐ ጥቕዓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተገበረ ሙከራ ተገይሩ ይቑጸር›› ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ርእሰ ምምሕዳር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ብዘራፊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ መከላኸሊ ሓይሊ ዝበጽሐ ጥቕዓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተገበረ ሙከራ ተገይሩ ይቑጸር ክብሉ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ገሊፆም። ብዘራፊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ መከላኸሊ ሓይሊ ዝበጽሐ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 474 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 324 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  474  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 99 ሺሕን…

ስጉምቲ ኣብ ዝውሰደሉ እዋን ህዝቢ ተሓሳቢ ምግባር ይግባእ – ተወለድቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ በዓል ውዕለታን መኸታን ሃገር ዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ተወለድቲ ትግራይ ኮኒኖም። ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ከምዝድግፉ እውን ገሊፆም። ኣባላት ፓርቲ…

ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣማኻሪ ሚኒስትር ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣማኻሪ ሚኒስትር ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተሸይሞም። ኣይተ ገዱ፥ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኮይኖም እናገልገሉ ምፅነሖም ይፍለጥ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ…