ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣልጀሪያን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኣልጀሪያን ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀሪያ ኮይኖም ዝተሸሙ ኣይተ ነቢያት ጌታቸው ምስ ኣምባሳደር ኣልጀሪያ ኣብ ኢትዮጵያን ቀዋሚ ተፀዋዒ ሕብረት ኣፍሪካን ዝኾኑ ኤልሃምዲ ሳላሕ ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህዝቢ ትግራይ ዘየሳትፍ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣይህሉን – ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንህዝቢ ትግራይ ዘየሳትፍ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ከምዘይህሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፋና ሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብቋንቋ ትግርኛ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ “ኣነ ብወገነይ ይኹን ብፓርቲ ብልፅግና…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 653 ሰባት እንትርከቡ 11 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 503 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 653 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። 11 ሰባት ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝሰኣኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩክን ግምታዊ ዋገኦም ብር 34 ሚሊየን ዝኾኑ ኣቑሑት ንተመዛበልቲ ብሓገዝ ኣበርኪቶም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩክን ግምታዊ ዋገኦም ብር 34 ሚሊየን ዝኾኑ ኣቑሑት ንተመዛበልቲ ብሓገዝ ኣበርኪቶም። እቲ ሓገዝ ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ብዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ዘተኣኻኽብ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮከስ ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብፂ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ጉድኣት ከምዘየብፀሓለ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብፂ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ዝኾነ ይኹን ጉድኣት ከምዘየብፀሓለ ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ማይ እታ ሃገር መሓመድ ኣልሰበይሂ ተዛሪቦም። እቶም ኣቐባሊ ቓል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ግብፂ ክዙን ቃላይ ናስር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ብህራዊ ኮሚቴ ኢንቨስትመንትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ብህራዊ ኮሚቴ ኢንቨስትመንትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ተዛቲዮም። ቅንዲ ዕላማ እቲ ዘተ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተሳለጡ ተግባራት ብህራዊ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ምግምጋምን ንዝቕፅል ዓመት ኣንፈት ምሃብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2020 0 ኣዲስ አበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓ ፓርቲ ኢዴፓ ዝኾኑ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም፡፡ ኣይተ ልደቱ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ቤት ፍርዲ ወረዳ ቢሸፍቱ ኢዮም ቀሪቦም። እቶም ተጠርጣሪ 23 ሰነ 2012 ዓ.ም ኣብ ከታተማ ቢሾፍቱ ንመናእሰይ ገንዘብ ብመሃብ ንጎንጺን…
ኮሮናቫይረስ ኮቪድ -19 ናይ ምምርማር ዓቕምና ኣጠናኺርና ኢና – ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዓቕሚ ምምርማር ኮቪድ 19 ከምዝተጠናኸረ ቀዳማይ ሚኒሰትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትማሊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ካብ ሞንጎ መመርመሪ ኮቪድ-19 ዘገልግሉ ሓደ ሚሊየን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 720 ሰባት እንትርከቡ 14 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 527 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 720 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። 14 ሰባት ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝሰኣኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተጋሩ ሰብ ሃፍቲ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ፌደራልን ፈፀምቲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተጋሩ ሰብ ሃፍቲ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ፌደራልን ፈፀምቲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ተዛትዮም። ኣፍቲ ዘተ “መንግስቲ ፌደራል ከጥቀዐካ እዩ፣ ትግራይን ህዝባን ይግለሉ ኣለዉ ወዘተ ዝብሉ ፕሮፖጋንዳታት ኣብ…