ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፦ • ኣይተ ደመቀ መኮንን ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን፣ • ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊ ጦር • ሌ/ጄኔራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ደመቀ መኮንን ህዝቢ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ብምባል ታሪኻዊ ደጀንነቱ ብተግባር ንኸረጋግፅ ፃውዒት ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 29፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ህዝቢ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ብምባል ታሪኻዊ ደጀንነቱ ብተግባር ንኸረጋግፅ ፀዊዖም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሓለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝጀመሮ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ቀንዲ ዕላምኡ ስግብግብ ጁንታ መቐለ ብሕጊ ተገዛኢ ንምግባርን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ምሕላውን ከምዝኾነ… Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝጀመሮ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ቀንዲ ዕላምኡ ስግብግብ ጁንታ መቐለ ብሕጊ ተገዛኢ ንምግባርን ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ምሕላውን ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ዳንሻ፣ ባዕኸርን ካብ ሸራሮ ክሳብ ሽረ ዘለዉ ከባቢታት ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተቖፃፀሮም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ዳንሻ፣ ባዕኸርን ካብ ሸራሮ ክሳብ ሽረ ዘለዉ ከባቢታት ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተቖፃፀሮም ምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻልን ሓላፊ ዘፈር ኦፕሬሽንን ፌዴሪኢ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ኣፍሊጦም። ንኢትዮጵያ መንቀርሳ ዝኾነ ከሓዲ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገበነኛታት ዕርቅን ድርድርን ደለይቲ ብምምሳል ካብ ልዕልነት ሕጊ ከምልጡ ኣይኽእሉን-ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ገበነኛታት ዕርቅን ድርድርን ደለይቲ ብምምሳል ካብ ልዕልነት ሕጊ ከምልጡ ኣይኽእሉን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። <span;>እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ከምዝበልዎ፥ ዝፍፀም ኦፕሬሽን ዕላምኡ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ህወሓት ልኡኽ ጥፍኣት ብምቕባል ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታት እዛ ሃገርን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ህልቀት ንምብፃሕ ሃገር ንምፍራስ ክንቀሳቀሱ ዝፀንሑ… Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢሲ)ካብ ህወሓት ልኡኽ ጥፍኣት ብምቕባል ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታት እዛ ሃገርን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ህልቀት ንምብፃሕ ሃገር ንምፍራስ ክንቀሳቀሱ ዝፀንሑ ጉጅለ ጥፍኣት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ደሕንነትን ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ጣልቃ ንክኣቱን ግዚያዊ ምምሕዳር ንክጣየሽን ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥቅምቲ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ጣልቃ ንክኣቱን ግዚያዊ ምምሕዳር ንክጣየሽን ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ኣኼባ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ብምዝታይ ብሙሉእ ድምፂ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 355 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 725 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 355 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 98 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ሓይሊ ህወሓት ዝተወሰደ ቀዳማይ ዙር ወፍሪ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ህወሓት ዝተወሰደ ቀዳማይ ዙር ወፍሪ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ሓይሊ ኣየር ኣብ ዝዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝነበሩ ሮኬታት ሓዊሱ ካልኦት ዝተፈላለዩ ከበድቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣድሂቦም ብትግርኛ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣድሂቦም ብትግርኛ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ሙሉእ መልእኽቲ ናይቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ ዝኸበርካ ህዝቢ ትግራይ እዚ መልእኽቲ እዙይ ኣብ በቲ ጉጅለ ጥፍኣት…