ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ከባቢ ዓፋር ናብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ትማሊ ዝኣተወ ዕስለ ኣንበጣ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ከባቢ ክልል ዓፋር ናብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ጣብያታት ሓዲስ ቅኝን ባላን ትማሊ ዝኣተወ ሓዱሽ ዕስለ ኣንበጣ ከምዘሎ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ገሊፆም። እቶም ዋና ኣመሓዳሪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ 100 ሺሕ ንላዕሊ ዘሎ ኖት ብር ዝቕየረሉ እዋን 6 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ክዛዘም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ 100 ሺሕ ንላዕሊ ዝኾነ ኣረጊት ኖት ብር ዝሓዙ ኣካላት ክሳብ 6 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ብሓዱሽ ኖት ብር ንኽቕይሩ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ፀዊዑ። መንግስቲ ዝፀንሐ ኖት ብር ብሓዱሽ ኖት ብር ንምቕያር ገደብ እዋን 90 መዓልቲ ከምዘቐመጠ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጥቅምቲ ጀሚራ በሪታታ ንቱሪዝም ክፍቲ ክትገብር ኢያ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ጀሚራ በሪታታ ንቱሪዝም ክፍቲ ከምእትገብር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣይተ ስለሺ ግርማ ከምዝበልዎ፥ ቫይረስኮሮና ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ልዑል ፅዕንቱ ኣሕዲሩ ፀኒሑ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 618 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 62 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 618 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 79 ሺሕን 437…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)5ይ ዘበን 6ይ ዓመት እዋን ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ 25 መስከረም 2013 ዓ.ም ተሳሊጡ። እቲ ሓበራዊ ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዓል ብሄር ብሄረሰባት ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ናይ ኣከባብራ ለውጢ ተገይሩሉ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሎሚ ዘበን ኣብ ዝኽበር ብዓል ብሄር ብሄረሰባት ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ናይ ኣከባብራ ለውጢ ከምዝተገበረ ኣፍሊጡ። ቅድመ ሐዚ ብሓንቲ ክልል ኣሰናዳኢነት ዝኽበረሉ ዝነበረ መገዲ ብምትራፍ ካብ 15 ሕዳር 2013 ዓ.ም ጀሚሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ብልዕሊ 17 ነጥቢ 8 ሚልየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ራያ ጨርጨር ብልዕሊ 17 ነጥቢ 8 ሚልየን ብር ወፃኢ ዝተሃንፀ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ትማሊ 24 መስከረም 2013 ዓ.ም ንጉሆ ከምዝተመረቐ ቤት ፅሕፈት ምግባረ-ሰናይ ትእምት ኣፍሊጣ። እቲ ቤት ትምህርቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 957 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 101 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 959 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 78 ሺሕን 819…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሎሚ መዓልቲ ክሳለጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)5ይ ዘበን 6ይ ዓመት እዋን ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ 25 መስከረም 2013 ዓ.ም ክሳለጥ ኢዩ። ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ድማ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ መቐለ ን8 ምሁራን መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርስቲ መቐለ ንሸሞንተ ምሁራን መዓርግ ፕሮፌሰርነት ምሃቡ ኣፍሊጡ። ቦርድ እቲ ዩኒቨርሲቲ ሎሚ መዓልቲ ንሸሞንተ ምሁራን መዓርግ ፕሮፌሰርነት ኣፅዲቑ ኣሎ። ብመሰረት እዚ ዶክተር ኣፈወርቅ ሙሉጌታ፣ ዶክተር ኢብራሂም ፍትዊ፣ ዶክተር ክንፈ…