ቢዝነስ ኣብ ፕሮጀክት ባቡር ኣዋሽ-ወልዲያ ዝርከብ ስራሕቲ ውሽጣ ውሽጢ በዓቲታት ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፕሮጀክት ባቡር ኣዋሽ-ወልዲያ ዝርከቡ ስራሕቲ ውሽጣ ውሽጢ 12 በዓቲታት ብምዝዛም ንኣገልግሎት ድሉዋት ከምዝኾኑ ተገሊፁ። እቶም 12 በዓቲታት ሓፈሻዊ ንውሓቶም ልዕሊ 10 ኪሎ ሜትሮ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብርኪ ኣፈፃፅማ እቲ ፕሮጀክት እውን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 414 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 901 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 414 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 96 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃንን ዱከም ኣብ ዝርከብ ኢስተርን ኢንዱስትሪ ዞን ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ኣካቢ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃንን ዱከም ኣብ ዝርከብ ኢስተርን ኢንዱስትሪ ዞን ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደቶም ድማ ፋብሪካ ፋርማሲቲዩካል ሰን ሸንግ ዘፍርዮም ኣፋውስ ሕክምናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይን ሌተናል ጄነራል ኣብዱልፈታሕ ኣል ቡርሃንን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማን ኢስተርን ኢንዱስትሪ ዞንን ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ኣካቢ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄነራል ኣብዱልፈታሕ ኣል ቡርሃንን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማን ኢስተርን ኢንዱስትሪ ዞንን ዑደት ገይሮም። ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓመት ልዕሊ ብር 200 ሚሊየን ከስእን ኣብ ዝኽእል ገበን ምጭብርባር ቴሌኮም ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓመት ልዕሊ ብር 200 ሚሊየን ከስእን ኣብ ዝኽእል ገበን ምጭብርባር ቴሌኮም ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ኣብትሕቲ ቁፅፅር ክውዕሉ ከምዝገበረ ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ምስ ኤጀንሲ መርበብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካቢ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካቢ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ንኽልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ኣካቢ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳይን ተልእኹ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ኣድሂቡ መግለፂ ሂቡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 87 ኣብ ዝተደንገጉ ግልፂ መርህታት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 488 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 866 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 488 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 95 ሺሕን 789…
ቢዝነስ ኢንዱስትሪ ዓለባ ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ ዝውዕል 6 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሪታኒያን ጀርመንን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኢንዱስትሪ ዓለባ ንምሕጋዝ ዝውዕል 6 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ዕላዊ ገይረን። ክልቲአን ሃገራት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዝገበረኦ ሓገዝ፥ ኢንዱስትሪ ዓለባ ኢትዮጵያ ብዙሓት ሰባት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ዘለዋ ፍትሓዊ ተረባሕነት ተረጋግፀሉ ወሳኒ ምዕራፍ ትርከብ – ኣምባሳደር ረታ ዓለሙ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ዘለዋ ፍትሓዊ ተረባሕነት ተረጋግፀሉ ወሳኒ ምዕራፍ ከምትርከብ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ዓለሙ ተዛሪቦም። እቶም ኣምባሳደር እዚ ዝበሉ፥ “ሕቶ ምኽባር ፍትሓዊ ብፅሒት ሩባ ኣባይ” ብዝብል…