Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 604 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 348 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 604 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 71 ሺሕን 687…

ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ 18 ተኸሰስቲ ናብ ቤት ህንፀት ንክዛወሩ ትእዛዝ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ፍርዲ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ 18 ተኸሰስቲ ናብ ቤት ህንፀት ንክዛወሩ ኣዚዙ። ኣብ ሓለዋ ስግኣት እንተሃሊዩ ድማ ከምዝከታተል ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ልደታ ምድብ ቀዳማይ መጋባእያ ጉዳያት ሕገ መንግስቲን ገበን ግብረ ራዕዲን…

ኣብያተ ትምህርቲ ንምኽፋት ኣብ ዘኽእል ውሳነ ሓሳብ ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብያተ ትምህርቲ ንምኽፋት ኣብ ዘኽእል ውሳነ ሓሳብ ዘተ ይግበር ኣሎ። ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮነን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ትምህርቲን…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ንዕብየት ዓውዲ ግብርና ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 80 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ንዕብየት ዓውዲ ግብርና ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 80 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሱዳንን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል መስቀል ዳመራ ንምኽባር ዘኽእል ስራሕቲ ፅርየት መስቀል ኣደባባይ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል መስቀል ዳመራ ንምኽባር ዘኽእል ስራሕቲ ፅርየት መስቀል ኣደባባይ ብምትሕብባር ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ኣብቲ ስራሕቲ ፅርየት ኣቦታት ሃይማኖት ሓዊሱ ካብ ኩሎም ሃይማኖታት ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ፣…

ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምስላጥ ዘኽእሉ ንዋታት ካብ ወፃኢ ዓዲ ብምግዛእ ድልዊ ከምዝገበረ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምስላጥ ዘኽእሉ ንዋታት ካብ ወፃኢ ዓዲ ብምግዛእ ናብ ውሽጢ ዓዲ ኣእቲዩ ድልዊ ከምዝገበረ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ወርሒ መጋቢት 2012 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ምግጣሙ ስዒቡ ሻድሻይ ሃገራዊ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 661 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 551 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 661 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።   ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…

ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሰበታ ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ውሽጢ ገዛ ተኸዚኑ ዝነበረ ልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 7 ሚሊየንን ናይ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሰበታ ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ውሽጢ ገዛ ተኸዚኑ ዝነበረ ልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 7 ሚሊየንን ናይ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብን ተታሒዙ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እታ ከተማ ኣይተ ቀነኒሳ ዳዲ ንፋና ብሮድካስቲንግ…

ኣብ ትግራይ ቋንቋ ግእዝ ብስሩዕ መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ክወሃብ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ቋንቋ ግእዝ ብስሩዕ መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ንመሃብ ዘኽእል ምድላው ምግባሩ ቢሮ ትምህርቲን ትግራይን ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይን ኣፍሊጦም። ዋና ዳይሬክተር ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ዶክተር ዳንኤል ተኹሉ ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ…

ኣብ ትግራይ 83 ወገናት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት 702 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 83 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብዚኣቶም ድማ 48 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ፣ 9 ሰባት ምስ ቫይረስኮሮና ዘለዎ…