ኣካዳሚክ ዲን ሰራዊት ምክልኻል ዝነበሩ ብ/ጄ ኣሊጋዝ ገብሬ ሓዊሱ ኣርባዕተ መኮንናት ጦር ንራብዓይ ግዘ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣካዳሚክ ዲን ሰራዊት ምክልኻል ዝነበሩ ብርጋዴር ጄነራል ኣሊጋዝ ገብሬ ሓዊሱ ኣርባዕተ መኮንናት ጦር ንራብዓይ ግዘ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም።
ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መጋባእያ ምድብ ኣራዳ 2ይ እዋን ቆፀሮ ዝቐረቡ ተጠርጠርቲ፥ ብርጋዴር ጄነራል…