ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ህፁፅ ኣኼብኡ ፅባሕ ከሳልጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል ሳልሳይ ህፁፅ ኣኼብኡ ፅባሕ ከሳልጥ ኢዩ። ቤት ፅሕፈት እቲ ቤት ምኽሪ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ ከምዝበሎ፥ እቲ ባይቶ ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ብምድሃብ ክዛተ ኢዩ። ብመሰረት እዚ መበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ትማሊ ኣብ ዘካሳለጦ መበል 89 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ “ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ” ንምጥያሽ ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ብቐዳምነት ዝተዛተየ እንትኸውን፥ ቅድመ ሐዚ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 738 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 7፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 355 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 738 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 66 ሺሕን 224…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ 49 ወገናት ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 398 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 49 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብዚ ኣቶም 15 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ፣ 25 ድማ ምስ ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ ሰብ ርክብ ዝነበሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብር 8 ሚሊየን ዝግመት ኣቑሑት መከላኸሊን መመርመሪን ቫይረስኮሮና ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ብር 8 ሚሊየን ዝግመት ኣቑሑት መከላኸሊን መመርመሪን ቫይረስኮሮና ካብ ኣርባዕተ ትካላት ብሓገዝ ምርካቡ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኢየን ተረኪበንኦ። ሓገዝ ካብ ሞንጎ ዝገበሩ ትካላት ውሽጢ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ህፁፅ ቀረብ ምግቢ ዝውዕል 30 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፡ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ህፁፅ ቀረብ ምግቢ ዝውዕል 30 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ምግባራ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያተ ኮቪድ-19፣ በረኻ ኣምበጣ፣ ድርቂን ሓደጋ ውሕጅም ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ከምዝውዕል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጥዕና ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል ኩነታት ምህላዉ እንተረጋግፀልና ትምህርቲ ክንጅምር ኢና – ሚኒሰስቴር ትምህርቲ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል ኩነታት ምህላዉ እንተረጋግፀልና ትምህርቲ ክንጅምር ኢና ክብሉ ሚኒሰስቴር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር፥ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ዝርከበሉ ደረጃ ተገምጊሙ ትምህርቲ ንምጅማር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣሰናቢተን Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣሰናቢተን። እተን ፕሬዚዳንት ዘሰናበተኦም ኣምባሳደራት፥ ዘበን ስረሖም ዝዛዘሙ ኣምባሳደራት ስዊዘርላንድ፣ ኢራንን የቻይናን ከምዝኾኑ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብውሕጅ ዝተመዛበሉ ወገናት ምላሽ ይወሃብ ኣሎ – ብሔራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክልላት ብመሰረት ዘቕርበኦ ሕቶ ብውሕጅ ንዝተመዛበሉ ወገናት ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑን ሓገዛት እናቕረበ ምዃኑ ብሔራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ ድርቂ ቀፂሉ ኣብ ኢትዮጵያ እናተፈጠረ ብዝርከብ ተርእዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 274 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓርብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ጅዳ ኣብ ውሽጢ ዝተፈላለዩ ፀገማት ዝነበሩ 247 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጀነራል…