Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ደገፍ ይገብራ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይሻ፣ ጎርጎራን ወንጪን ብሓባር ንምልማዕ ንዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ደገፍ ንዝገብራ ዘለዋ  ዝተፈላለያ ትካላት አመስጊኑ። ብመሰረት እዚ፦ ባልኪ ዳሸን - 30 ሚሊየን ብር…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 665 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 569 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 665 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 87 ሺሕን 834…

ኣይተ ልደቱ ብዝቐረበሎም 2ይ ክሲ ተለዋጢ ቆፆሮ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ሕገ-መንግስቲ ንምፍራስ ብምሕሳብ ንሕገ-መንግስቲ ዝፃረሩ ዝተፈላለዩ ሰነዳት ስግግር ኣዳሊዮም ብዝብል ዝቐረበሎም 2ይ ክሲ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ምድብ ዞባ ምብራቕ ዝነበረ መጋባእያ፥…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትረ ፌዴሪኢ ዶክት ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም። ወራር ዕስለ ኣምበጣ ከብፀሖ ዝኽእል ሓደጋ ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቦም ምዝታዮም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…

ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ልዕሊ 100 ሺሕ ዝኾነ ነባር ኖት ብር ብሓዱሽ ኖት ብር ምቕያር ከምዘይከኣል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ልዕሊ 100 ሺሕ ዝኾነ ነባር ኖት ብር ብሓዱሽ ኖት ብር ምቕያር ከምዘይከኣል ተገሊፁ። ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክረትር ይናገር ደሴ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ቀነኣ ያደታን፥  4…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት ፍሉይ ኣኼቡኡ መፃኢ ሰኑይ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 1ይ ፍሉይ ኣኼቡኡ መፃኢ ሰኑይ ከምዘካየድ ተገሊፁ። ኣብ መእከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝሳለጥ እቲ ኣኼባ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ክርከቡ ኢዮም…

ኣብ ዜጋ ተኮር ብዘተገበረ ዲፕሎማሲ 993 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዜጋ ተኮር ብዘተገበረ ዲፕሎማሲ 993 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ዲና ሙፍቲ፥ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም። ኣይተ…

ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ምድላው እተን ትካላት ዝምልከት ገምጋም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ኮቪድ-19 ተቛሪፁ ዝነበረ ትምህርቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንምጅማር ምድላው እተን ትካላት ዝምልከት ናይ መወዳእታ ገምጋም ይግበር ኣሎ። ቀንዲ ዕላም እቲ ገምጋም ድማ ቫይረስኮሮና እናተኸላኸልካ ስሩዕ ትምህርቲን ስልጠናን ሰላማዊ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣመራርሓታት ክልልላት ኣምሓራን በቤኒንሻንጉልን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ርእሰምምሕዳራት ክልልላት ኣምሓራን በቤኒንሻንጉልን ከምዝተዛተዩ ኣፍሊጦም። ኣብቲ ዝገበሩ ዎ ዘተ ድማ ምስ ኣካላት ፀፅታ እተን ክልላት ብምዃን ኣብ ዞባ መተከል ዝተፈጠሩ ጎንፂታት ኣመልኪቶም ምዝታዮም ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 739 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 985 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 739 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 87 ሺሕን 169…