Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኢትዮጵያ ነባር በዓል 10፣ 50ን 100ን ኖታት ብር ዝትክኡ ሓደሽቲ ዓይነታት ገንዘብ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ነባር በዓል 10፣ 50ን 100ን ኖት ገንዘብ ሙሉእ ብሙሉእ ብምቕያር መተዓዳደጊ ዝኸውን ሓዱሽ ዓይነት ገንዘብ ምጥቃም ከምእትጅምር ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።   እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 1 ሺሕ ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 162 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 413 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 64 ሺሕን 301…

ኣብ ኣውስትራሊያን ኒውዝላንድን ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ንግድብ ህዳሰ 233 ሺህን 557 ዶላር ህያብን ዕድጊት ቦንድን ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣውስትራሊያን ኒውዝላንድን ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ንግድብ ህዳሰ 233 ሺህን 557 ዶላር ኣሜሪካ ህያብን ዕድጊት ቦንድን ፈፂሞም። ኣብተን ሃገራት ዝነብሩ እትዮጵያውያንን ትልዲ እትዮጵያን፥ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣስተዋፅኦ…

ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ተፈጥሮኣዊ ዋሕዙ ጥሒሱ ብምውፃእ ክሳብ 30 ኪ.ሜ ኣብ ዘኣክል ቦታ ከምዝተዘርገሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ተፈጥሮኣዊ ዋሕዙ ጥሒሱ ብምውፃእ ክሳብ 30 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ዘኣክል ቦታ ከምዝተዘርገሐ ተገሊፁ። እቲ ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ኣሚባራ ጥሒሱ ዝወፅአ ማይ፥ ኣንፈቱ ናብ ዝራእቲን መንደራትን ብምግባር ኣብ ልዕሊ ዝራእቲን ጉድኣት ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፋብሪካ መፍረዪ ኪት መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ብዕሊ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፋብሪካ መፍረዪ ኪት መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ብዕሊ መሪቖም ከፊቶም። እቲ ዝተመረቐ ፋብሪካ መፍረዪ ኪት ኣብ ውሽጢ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ኢዩ። ቢ.ጂ.ኣይ ጥዕና ኢትዮጵያ፥ ንዕዳጋ ኢትዮጵያን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉባኤ ሓምለዋይ ኣብዮት ኣፍሪካ ኣብቲ ዓውዲ ዘሎ ተመክሮ ኢትዮጵያ ኣሕሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉባኤ ሓምለዋይ ኣብዮት ኣፍሪካ ኣብቲ ዓውዲ ዘሎ ተመክሮ ኢትዮጵያ ኣሕሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዓውዲ ሕርሻ ንምዝማንን ምህዞ ዝተሓወሶ ንክኸውንን ኣብ ምግባር ብዙሕ ስራሕ ከምዘድሊ ተዛሪቦም።…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 789 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 12 ሺሕን 164 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 789 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…

ዋና ዳይሬክተር  ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ዳይሬክተር  ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ሓዱሽ ዓመት 2013 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ንውድብ ጥዕና ዓለም ብዋና ዳይሬክተርነት እናመርሑ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊ ዶክተር ቴድሮስ፥…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ፋውንዴሽን ዲቦራ ዕደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቢይ ኣብ ፋውንዴሽን ዲቦራ ዕደት ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው እውን ተረኺበን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ እቲ ዑደት ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፅ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ንኣረጋውያን፣ ጎደና ሓደርን ንፀገም ዝተቓልዑ ጉድኣት ኣካልን እንግዶት ምሳሕ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ንኣረጋውያን፣ ጎደና ሓደርን ንፀገም ዝተቓልዑ ጉድኣት ኣካልን እንግዶት ምሳሕ ገይሮም። እቲ እንግዶት ምሳሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን…