ጌታቸው ረዳ ካልኦት መራሕቲ ጉጅለ ጁንታን ዝጥቀሙለን ብዓሸራ ዝኽፈታን ሓዊሱ ልዕሊ 40 ተሸከርከርቲ ተታሒዘን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጌታቸው ረዳ ካልኦት መራሕቲ ጉጅለ ጁንታን ብእግሮም ምህዳም ቅድሚ ምጅማሮም ዝጥቀሙለን ዝነበሩ ልዕሊ 40 ናይ መንግስቲ ተሸከርከርቲ ኣብ ኢድ ሰራዊት ምክልኻል ኣቲየን።
እቲ ጉጅለ ስጉምቲ እቲ ሰራዊት ምፅዋር ኣቢዩዎ ናብ ገጠር ከባቢታት ብእግሩ…