ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለመዳያዊ ብልፅግና ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ተግባራት ተኻይዶም -ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል mizan mekonen Jul 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብልዑል ፀጋ ሉኣላዊነት ንምርግጋፅን ኩለመዳያዊ ዕብየትን ብልፅግናን ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ብዙሓት ተግባራት ተካይዶም ኢለን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል። ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብመንግስትን ፓርትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ድሬዳዋ ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣምፂኡ – ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Jul 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ድሬዳዋ ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣምፂኡ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ኣይተ ኣደም ፋራህ፣ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣመራሓ ምምሕዳር ክልልን ከተማን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ካብ ዘለወን ሃገራት ውሽጢ እያ mizan mekonen Jul 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 25 ኣኼባ ሚኒስትራት ፋይናንስ ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ትማሊ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ ሚኒስትራት ዲጂታል ምትእስሳር ክጠናኽሩ ኣብ ዝኽእሉ ጉዳያት ዘትዮም። ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ዝፀደቐ ዲጂታል ውህደትን ፖሊሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚድሮክ ልዕሊ 170 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲ ሕክምና ኩላሊት ደገፍ ገይሩ mizan mekonen Jul 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ልዕሊ 170 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲ ሕክምና ኩላሊት ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ደገፍ ገይሩ። ነዚ ደገፍ ዝተረኸባ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ከምዝበልኦ÷ ሚድሮክ 20 ንኩላሊት ዳያሊሲስ ማሽናትን 10…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ ዓመት ታሪክ ተፀባይነት ኢትዮጵያ ንምቕያር መሰረት ዘንበሩ ስራሕቲ ተሰሪሖም – ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Jul 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2017 ካብ ተፀባይነት ንምውፃእ ዝተሰርሑ ስራሕቲ፣ ታሪኽ ተፀባይነት ኢትዮጵያ ንምቕያር መሰረት ዘንበሩ እዮም ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንትን ዋና ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ፓርቲ ብልፅግና ኣብ በጀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ገምጋም መዛዘሚ ፓርቲ ብልፅግና ምክያድ ጀሚሩ mizan mekonen Jul 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መድረኽ ገምጋም መዛዘሚ ፓርቲ ብልፅግና 2017 ስራሕቲ በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ዋና ቤት ፅሕፈት ሓላፊ ኣይተ ኣደም ፋራህ ከምኡ’ውን ዋና ቤት ፅሕፈት፣ ኣመራርሓ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዉትነት ሓምለዋይ ኣሰር ብራኸ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኢዩ Desta Jul 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዉትነት ሓምለዋይ ኣሰር ብራኸ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፡፡ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ሚኒስቴር ብምትካል ምብራኽ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሸገር ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። እቶም ሚኒስትር፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ፈልሲ ተኺሎም mizan mekonen Jul 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሎሚ ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ተረኺቦም መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ዘካየድዎ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ምስ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ብምዃን እዩ፡፡ ሎሚ ዘበን ብምትካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ስምዒት ዝፀረየ ኣተሓሳስባን ተግባርን ፖለቲካ ንክሰርፅ ዘኽእል ስራሕ ተኻይዱ-ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) Desta Jul 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ስምዒት ዝፀረየ ኣተሓሳስባን ተግባርን ፖለቲካ ንክሰርፅ ዘኽእል ስራሕቲ ኮሚኒኬሽንን ርክብ ህዝብን ተኻይዱ ኢሎም ሓላፊ ዓውዲ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ክብሉ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)። ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፓርቲ ብልፅግና ገምጋም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 131 ሺሕ 14 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም mizan mekonen Jul 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም 131 ሺሕ 14 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንክምለሱ ተገይሩ ኢሉ፡፡ ውሃቢ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ዓመታዊ ተግባራት ዲፕሎማስያዊን ሰሙናዊ ንጥፈታትን ኣመልኪቶም ኣብ…