ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ደምቢ ክዳኑ ክቕይር ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ናይ ደምቢ ክዳኑ ክቕይር ምዃኑ ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል እንዳሻው ጣሰው ገለፁ። ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2012ን ኣንፈት ትኹረት በጀት ዓመተ 2013ን ኣድሂቡ ንኽልተ መዓልቲ ዘካዶ ግምገማ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ካብ 700 ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ 17 ሰባት ህይወቶም እንትስእኑ፤ ብሓፈሻ ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም 709 በፂሑ። ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 18 ሺሕን 778 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብደላ ሃምዶክ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኣብደላ ሃምዶክ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። ብቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ሎሚ መዓልቲ ናብ ካርቱም ምምርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ህዳሰ ግድብ ይምዘገብ ኣብ ዘሎ ዲፕሎሚያሲያዊ ዓወት ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ልዑል ብፅሒት ምብርካት ጀሚሩ-ኣምባሳደራት Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ህዳሰ ግድብ ናይ ምህናፅ መሰላ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ብምግላፅ እተመዝግቦ ንዘላ ዲፕሎሚያሲያዊ ዓወት ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ልዑል ብፅሒት ምብርካት ከምዝጀመረ ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕያሽ ሕገ መንግስቲን ተወሳኺ ቋንቋታት ስራሕ ፌዴራልን ክህሊ ኣለዎ – ኣብዝሓ ተሳተፍቲ ሓደ መፅናዕቲ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሓደ መፅናዕቲ ካብ ዝተሳተፉ ኣብዝሓ ኢትዮጵያውያን ምምሕያሽ ሕገ መንግስቲን ተወሳኺ ቋንቋታት ስራሕ ፌዴራል ምህላውን ከምኡውን ኣብ ካልኦት ጉዳያት ከምዝስማዕምዑ ውፅኢት መፅናዕቲ ኣፍሮ ባሮ ሜትር ሓቢሩ። መበል ሻምናይ ውፅኢት መፅናዕቲ ኣፍሮ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 472 ሰባት እንትርከቡ 14 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 18 ሺሕን 851 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 472 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምፍፃም ናብ ካርቱም ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ሎሚ ንጎሆ ናብ ካርቱም ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሱዳን ኣብ ዝሀልዎም ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ጀነራል ኣብደል ፈታህ ኣልቡርሀንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ ሕቶ ዋሕስ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ውድቂ ብምግባር ንምርመራ ተወሳኺ እዋን ፈቒዱ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ኣብ ወረዳ ከተማ ቢሾፍቱ ንራብዓይ ግዜ መጋባእያ ቀሪቦም ዘቕረቡዎ ሕቶ ዋሕስ ቤት ፍርዲ ሕቶኦም ብምንፃግ ንመርማሪ ፖሊስ ተወሰኽቲ ሸውዓተ መዓልቲታት ፈቒዱ። ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብዝተጠርሩሉ ገበን ምልዕዓል ዓመፅ፥ ኣብ ትሕቲ…
ኮሮናቫይረስ ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም ናብ ክፍሊ መሐከሚ ፅኑዕ ሕክምና ዝኣትዉ ሰባት ቁፅሮም ይውስኽ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም ናብ ክፍሊ መሐከሚ ፅኑዕ ሕክምና ዝኣትዉ ሰባት ቁፅሮም እናወሰኸ ምዃኑ ተገሊፁ። ሜዲካል ዳይሬክተር ማእኸል ሕክምና ኮቪድ-19 ሚሊኒየም ዶክተር ውለታው ጫኔ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ማእኸል ልዑል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም 787 መጥቃዕቲ በይነ መረብ ፈሺሎም Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ዝተፈነዉ 787 ዝኾኑ ፈተነታት መጥቃዕቲ በይነ መረብ ከምዘፈሸለ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ከፍያለው ተፈራ ከምዝበሉዎ፥ ካብ…