Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣወሃህባ ምላሽን ቀፀልቲ ስጉምቲታትን ለበዳ ቫይረስኮሮና ብዝምልከት ዝቐረበ ፀብፃብን ምኽረ ሓሳብን መርሚሩ ንምፅዳቕ ህፁፅ ኣኼባ የሳልጥ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣወሃህባ ምላሽን ቀፀልቲ ስጉምቲታትን ለበዳ ቫይረስኮሮና ብዝምልከት ዝቐረበ ፀብፃብን ምኽረ ሓሳብን መርሚሩ ንምፅዳቕ ህፁፅ ኣኼባ የሳልጥ ኣሎ ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 4ይ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣብ…

ኣብ ትግራይ 51 ወገናት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት 619 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 51 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብዚ ኣቶም 25 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ፣ 2 ሰባት ምስ ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ ሰብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 889 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 115 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 889 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 69 ሺሕን…

ፓርቲ ብልፅግና ብገዛኢ ፓርቲ ሩሲያ ኣብ ዝተሰናድአ መድረኽ ኮንፈረንስ ኢንተርኔት ተሳቲፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ብገዛኢ ፓርቲ ሩሲያ ኣብ ዝተሰናድአ ኮንፈረንስ ኢንተርኔት ተሳቲፉ። ኣብቲ ኮንፈረንስ መሪሕ ፓርቲ ኤ. ኤን.ሲ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ኤ.ፒ ሲ ናይጄሪያ፣ ኤፍ ኤል ኤን ኣልጄሪያ ሓዊሱ 13 ፓርቲታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተሳተፋ…

እኒ ጃዋር መሓመድ፣ በቀለ ገርባን ሃምዛ ኣዳነን ሓዊሱ 18 ውልቀሰባት ቤት ፍርዲ ብምቕራብ ክሲ ተመስሪቱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እኒ ጃዋር መሓመድ፣ በቀለ ገርባን ሃምዛ ኣዳነን ሓዊሱ 18 ውልቀሰባት ቤት ፍርዲ ብምቕራብ ክሲ ተመስሪቱዎም። እቶም ተኸሰስቲ ኣብ ቀዳማይ መጋባእያ ገበን ጉዳያት ሕገ መንግስቲን ግብረ ራዕዲን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ብምቕራብ እቲ ክሲ…

ሓያል ዕስለ ኣንበጣ በረኻ ናብ ክልል ትግራይ ክኣቱ ይኽእል ኢዩ-ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ሓያል ዕስለ ኣንበጣ በረኻ ናብ ክልል ትግራይ ክኣቱ ከምዝኽእል ዝገልፁ ሓበሬታታት ከምዘለዉ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ ብፍላይ ኣዋሰንቲ ወረዳታት እተን ክልላት ብሓፈሻ ድማ ኩለን…

ኣብ ዩንቨርስቲታት ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ብምድሃብ ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ስሩዕ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ብምድሃብ ዘተ ይግበር ኣሎ። እተን ትካላት ኣብ 2012 ዓ.ም ኮሮና ንምክልኻል ዝዓመመኦም ቁልፊ ተግባራት ብዝምልከትን ዝመፅአ ውፅኢትን ኣብቲ መድረኽ ብምቕራብ ይግምገም…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 689 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 23 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 689 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 68 ሺሕን 820…

ማእኸል ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ማእኸል ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም ከፊቶም። እቲ ማእኸል ብፍልፍል ሓሳብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተሃነፀ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ዘፈር ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ዝተፈላለዩ…

ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ባንኮክ እናተጉዓዓዘ ዝነበረ 4 ኪሎ ግራም ኮኬይን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ናብ ርእሰከተማ ታይላንድ ባንኮክ እናተጉዓዓዘ ዝነበረ 400 ሺሕ ዶላር ዘውፅእ ኣርባዕተ ኪሎ ግራም ኮኬይን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።…