ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ኣኼባ ኣምባሳደራት ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ኣኼባ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ኣምባሳደራትን ቆንስላ ጀነራላትን ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ “ዲፕሎማሲያዊ ልኡኽቶና ንሃገራዊ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቓል ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ።…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 40 ሺሕ ከምዝዛየደ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 20 ሺሕን 153 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 638 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። 16 ሰባት ድማ ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ህይወቶም…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 3 ሺሕ ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 3 ሺሕ ከምዝዛየደ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ትግራይ ክሳብ ትማሊ 15 ነሓሰ 2012 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ 40 ሺሕን 595 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ዝተገበረ እንትኸውን፥ 3 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብወታደራዊ ሳይንስን ጥበብ ኣመራርሓን ዝሰልጠኑ ሕፁያት መኮንናት ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራዊ ኣካዳሚ ሜጀር ጀነራል ሓየሎም ኣርዓያ ብወታደራዊ ሳይንስን ጥበብ ኣመራርሓን ዘሰልጠኖም ሕፁያት መኮንናት ብምክትል ሓለቓ ሚኢቲ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ምክትል ኢታማጁር ሹም ፌዴሪኢ ጀነራል ብርሀኑ ጁላ፥ ተመረቕቲ መኮንናት ምሕላው ብሄራዊ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 368 ሰባት እንትርከቡ 25 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 776 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 368 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ኣዘዝትን ስታፍን ምክልኻል ሃገር ዘሰልጠኖም ላዕለዎት መኮነናት ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ኣዘዝትን ስታፍን ምክልኻል ሃገር ንመበል 14 ዙር ብወታደራዊ ኣመራርሓ ዘሰልጠኖም ላዕለዎት መኮነናት ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ጠቅላይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀነራል ኣደም መሓመድ፥ ተመረቕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 88 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተዛተየ እንትኸውን፥ በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ዓውዲ መራኸብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ካብ ኣቦታቶም ብብዙሕ ድኻም ዝተረከብዋ ሃገር ብምሕላው ኣልሚዖም ንቐፃሊ ወለዶ ከተሓላልፍዋ ይግባእ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ መናእሰይ ካብ ኣቦታቶም ብብዙሕ ድኻም ዝተረከብዋ ሃገር ብምሕላው ኣልሚዖም ንቐፃሊ ወለዶ ከተሓላልፍዋ ይግባእ ክብላ ፃውዒት ኣቕሪበን። መዓልቲ መናእሰይ ዓለም፥ ኣብ ኢትዮጵያ “ ተሳትፎ መናእሰይ ንብልፅግና ኢትዮጵያ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ሰለስተ ወረዳታት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ከምዝተዛመተ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ሰለስተ ወረዳታት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ከምዝተዛመተ ተገሊፁ። ክኢላ ሓለዋ ዝራእቲ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ኣይተ ሓለፎም ተመስገን ከምዝበልዎ፥ ኣብታ ዞባ ኣብ ወረዳ ወጀራት ጣብያ ፀሓፍቲ፣ ዓዲቀይሕ፣ ገንቲ፣ ሰንዓለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ህይወትን ንብረትን ቁማር ካብ ዝፃወት ከይዲ ፖለቲካ ብምውፃእ ቀፃሊ ዕድል ድሕንነት ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ይግባእ- ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ህይወትን ንብረትን ቁማር ካብ ዝፃወት ከይዲ ፖለቲካ ብምውፃእ ቀፃሊ ዕድል ድሕንነት ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ይግባእ ክብል ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ክሊ ብሄራዊ ምርድዳእ ኣብ ኣዳራሽ ኢኮኖሚክ ኮሚሽን…