ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ኣብ ልዕሊ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ መዝገብ ክሲ ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ፣ ኣይተ በቀለ ገርባ፣ ሃምዛ ኣዳነ መዝገብ ክሲ ብዕሊ ከምዝኸፈተ ሎሚ መዓልቲ ኣፍሊጡ። ብተወሳኺ ብዘየለውሉ ዝተኸሰሱ ናይ ኦሮሚያ ሚዲያ ኔትወርክ (OMN)፤ ደጀኔ ጉተማ ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፕሮጀክት ፍልፍል ሓይሊ ማይ ኮይሻ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፕሮጀክት ፍልፍል ሓይሊ ማይ ኮይሻ ዑደት ገይሮም። ኣብ ወሓዚ ሩባ ኦሞ ዝህነፅ ዘሎ እቲ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 37 ሚኢታዊ ህንፀቱ ምዝዛሙ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሓቢሮም። እቲ ፕሮጀክት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 27 ሚልየን ኩንታል ምህርቲ ንምርካብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2012/13 ልዕሊ 27 ሚልየን ኩንታልእቶት ንምርካብ ይስራሕ ከም ዘሎ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ልምዓት ዝራእትን ምምሕያሽ ልሙዕነት…
ኮሮናቫይረስ ኢትዮጵያ ሕክምና ቫይረስኮሮና ንምሃብ ዘገልግሉ 380 መሳርሒታት መተንፈሲ ብድጋፍ ረኺባ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ተራድኦ ህፃናት ሕቡራት መንግስታት፣ መንግስቲ ኣሜሪካን ኢንግሊዝን፣ ሲ.ዲ.ኦ ዝተብሃለ ልምዓታዊ ትካል ብሓባር ብምዃን ሕከምና ቫይረስኮሮና ንምሃብ ዘገልግሉ 380 መሳርሒታት መተንፈሲ ንኢትዮጵያ ብድጋፍ ሂቦም። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 602 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 221 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 602 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊታት ፀፅታ ትሕቲ ብር 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝኾነ ገንዘብ ዘይሕጋዊ ብምባል ክሕዙ ከምዘይግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊታት ፀፅታ ትሕቲ ብር 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝኾነ ገንዘብ ዘይሕጋዊ ብምባል ክሕዙ ከምዘይግባእ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴን ሓዱሽ ለውጢ ባጤራ ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናብ ጂማ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ጂማ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጅማ ኣባ ጅፋር እንትበፅሑ ኣባ ገዳታት፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ኣቀባብላ ገይረምሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል ህብረተሰብ ካብ ኮሮና ብዝሕሉ መልክዑ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ከምዝኽበር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል መስቀል ሕብተሰብ ብቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብዘኽእል መልክዑ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ከምዝኽበር ተገሊፁ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ተወሳኺ 25 ጊጋ ዋት ሓይሊ ንምፍልፋል ፎርቲስኪው ምስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን 25 ጊጋ ዋት ተወሳኺ ሓይሊ ንምፍልፋል ፎርቲስኪው ምስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል ተዛቲዩ። እቲ ትካል 15 ጊጋ ዋት ካብ ፍልፍል ሓይሊ ማይ፤ 10 ጊጋ ዋት ድማ ካብ ጂኦተርማል ንምፍልፋል 10 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ተናዊሑ ዝነበረ ሃገራዊ መረፃ ኣብዚ ሕዚ እዋን ቅድመ ኹነት ብምምላእ ምክያድ ከምዝከኣል ሚኒስቴር ጥዕና ምኽረ-ሓሳብ ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ኮቪድ-19 ተናዊሑ ዝነበረ ሃገራዊ መረፃ ኣብዚ ሕዚ እዋን ቅድመ ኹነት ብምምላእ ምክያድ ከምዝከኣል ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ምኽረ-ሓሳብ ኣቕሪቡ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 3ይ ህፁፅ ኣኼብኡ ፅባሕ የሳልጥ…