Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ንኣምባሳደራት ሃገራት ፓስፊክ እሲያን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ምስ ሚኒስቴር ማይ ፣ መስኖን ኢነርጅን ብምትሕብባር መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት ፓስፊክ እሲያን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘድሃበ ገለፃ ገይሮም። እቲ ገለፃ…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 24 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 460 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 24 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንትኾኑ፥…

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሶሙናት ዝተርኣየ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ኣብ ኣብ ውሽጢ ክልቲኦም ኣዋርሕ ካብ ዝነበረ ብዝበለፀ ዘተሓሳስብ ኢዩ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሶሙናት ዝተርኣየ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ኣብ ኣብ ውሽጢ ክልቲኦም ኣዋርሕ ካብ ዝነበረ ብዝበለፀ ዘተሓሳስብ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ከም ሃገርን ከም ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት እቲ ቫይረስ ኣመልኪቶም…

ካብ ባንኪታት ዝወፅእ ጥረ ገንዘብ ዝግድብ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ክግበር ኢዩ-ብሄራዊ ባንኪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ባንኪታት ዝወፅእ ጥረ ገንዘብ ዝግድብ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝግበር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ ሓላፊ/ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ዝውውር ገንዘብ ናብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 14 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 271 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 14 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንትኾኑ፥…

ኣኼባ ላዕለዋይ ኮሚቴ ፖለቲካ ኢትዮ ሱዳን ተዛዚሙ

አዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ላዕለዋይ ኮሚቴ ፖለቲካ ኢትዮ ሱዳን ተዛዚሙ። እቲ ብቀዳማይ ሚኒስትራት ክልቲአን ሃገራት ዝተወከለ ኣኼባ ላዕለዋይ ኮሚቴ ፖለቲካ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም፣ ኣብ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ዶብን ኣዋሰንቲ…

መድረኽ ርእይቶ ሰብ ሞያታት ኣብ ሕቶ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፃራዪ ጉባኤ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ዘዳለዎ ካልኣይ መድረኽ ርእይቶ ሰብ ሞያታት ኣብ ሕቶ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ኣብ ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ሕቶ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ኣብ ከይዲ ምርቃቕ ዝተሳተፉ ሰብ ሞያታት ርኢቶ እናሃቡ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ መዓልቲ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 775 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ዝተገበረ ምርመራ 35 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተተኸሉ ተኽሊታት 84 ሚኢታዊ ከምዝፀደቑ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት እዋን ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ዓሸራ ብብርኪ ዝተተኸሉ ተኽሊታት 84 ሚኢታዊ ከምዝፀደቑ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ሰነ ካብ ኩባኒያ ቦይንግ ክፍሊት ካሕሳ ከምዝፅበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ሰነ ካብ ኩባኒያ ቦይንግ ክፍሊት ካሕሳ ከምዝፅበ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም፥ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ልዕሊ ኣውሮፕላን ቦይንግ ማክስ 737 ዝበፅሐ ሓደጋ…