ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ 10 ሓደሽቲ ሹመታት ሂቦም Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ 10 ሓደሽቲ ሹመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፦ 1. ዶ/ር ቀንዓ ያደታ፥ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር 2. ዶ/ር ጌድዮን ጢሞቴዎስ፥ ላዕለዋይ…
ቢዝነስ ብሄራዊ ባንኪ ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ካብ ባንኪ ወፃእ ኣብ ገዛ ይኹን ካሊእ ቦታ ምቕማጥ ከልኪሉ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ካብ ባንኪ ወፃእ ኣብ ገዛ ይኹን ካሊእ ቦታ ምቕማጥ ከልኪሉ። ኣመሓዳሪ እቲ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ፥ ብሄራዊ ባንኪ ዘውፅኦም ኣርባዕተ መምርሒታት ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂቦም።…
ኮሮናቫይረስ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ከይዲ ቀዳማይ ምርመራ መዝገብ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ብዝምልከት ዝሃቦ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ሸሞንተ ተጠርጠርቲ መሰኻኽር ቀዳማይ ምርመራ ንምድማፅ ዝተትሓዘ ቆፀሮ ኣይተ ጃዋር መሓመድ አሒሙኒ ኢዩ ብምባሎም ኣይተኻየደን። ስለዝኾነ ቤት ፍርዲ እቲ ከይዲ ምስማዕ መሰኻኽር ንምክያድ ንሳልሳይ ግዘ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 460 ሰባት እንትርከቡ 16 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 747 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 460 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራ ተወሰኽቲ 192 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ውሽጢ 1 ሺሕን 253 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩሎም 192 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ማእኸል መሐከሚ ኣክሱም ኣብ ክትትል ሕክምና ዝነበራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ብምዝታይ ኣንፈጥ ኣቐሚጡ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ሃገራዊን ጉዳያት ፓርቲን ኣድሂቡ ተዛቲዩ። በቲ ፓርቲ ዘተ ተገይሩሎም ኣብ ድምዳመ ዝተበፅሐሎምን ዝተቐመጡ ኣንፈታትን ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ። እቲ ኮሚቴ ኣብ መግለፂኡ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢድ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ዝተረኸበ ሽጉጥ ብሄራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ከምዘየዕጠቖም መርማሪ ፖሊስ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ ኢድ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ዝተረኸበ ሽጉጥ ከምዘየዕጠቖምን እቲ ሽጉጥ ብሽም ኢሳያስ ወልደጊዮርጊስ ዝተብሃለ ውልቀ ሰብ ዝተመዝገበ ኢዩ ዝብል መልሲ ከምዝሃበ መርማሪ ፖሊስ ገሊፁ። ሎሚ መዓልቲ ንሳልሳይ ግዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ዘተ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፈፀምቲ ስራሕ ክልላት ዝቐረቡ ፀባፃባት ንምግምጋም ዘተ ምጅማሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ፈፃሚ ስራሕ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ትማሊ ቀፂሉ ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ትማሊ ቀፂሉ ውዒሉ። ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ኣብ ሞንጎ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትራት ማይን ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝካየድ ናይ ሓባር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 982 ሰባት እንትርከቡ 19 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 769 ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ተወሰኽቲ 982 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 29 ሺሕን…