ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ዘስዐቦ ሓደጋ ውሕጅ ብዙሕ ጉድኣት የብፅሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኣብዚ ዓመት ብዝተፈለየ ምልክዑ ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ዘስዐቦ ሓደጋ ውሕጅ ብዙሕ ጉድኣት የብፅሕ ኣሎ። እቲ ሩባ ኣንፈት ኣብ ዝሰሓተሉ ክልል ዓፋር ድማ ዜጋታት ንኽመዛበሉን ንብረቶም ከዓኑን ካብ ምግባሩ ብተወሳኺ ዝባፅሑ ዝራእቲ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 31 ትካላት ዝተፈላለዩ ክፍተታት ድሕንነት ሳይበር ከምዝፈለየ ኤጀንሲ ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ብዝገበሮ ኦዲት ድሕንነት ሳይበር ኣብ 31 ትካላት ተቓላዕነት ጥቕዓት ሳይበር ከምዝፈለየን ክእረሙ ከምዝገበረን ገሊፁ። ሓላፊ ኦዲት ድሕንነት ሳይበርን ኢቫሉዌሽን ዲቪዥንን እቲ ኤጀንሲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 485 ሰባት እንትርከቡ 9 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 256 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 485 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 64 ሺሕን 786…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 440 ኢትዮጵያውያን ካብ ጂዳ ናብ ሃገሮም ከምዝምለሱ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)1 ሺሕን 440 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ፣ ጂዳ ናብ ሃገሮም ኣብ ወርሒ መስከረም 2013 ዓ.ም ከምዝምለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ መስፍን ገብረማርያም፥ እቶም ዜጋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ነባር በዓል 10፣ 50ን 100ን ኖታት ብር ዝትክኡ ሓደሽቲ ዓይነታት ገንዘብ ዕላዊ ገይራ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ነባር በዓል 10፣ 50ን 100ን ኖት ገንዘብ ሙሉእ ብሙሉእ ብምቕያር መተዓዳደጊ ዝኸውን ሓዱሽ ዓይነት ገንዘብ ምጥቃም ከምእትጅምር ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 1 ሺሕ ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 162 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 413 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 64 ሺሕን 301…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣውስትራሊያን ኒውዝላንድን ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ንግድብ ህዳሰ 233 ሺህን 557 ዶላር ህያብን ዕድጊት ቦንድን ፈፂሞም Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣውስትራሊያን ኒውዝላንድን ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ንግድብ ህዳሰ 233 ሺህን 557 ዶላር ኣሜሪካ ህያብን ዕድጊት ቦንድን ፈፂሞም። ኣብተን ሃገራት ዝነብሩ እትዮጵያውያንን ትልዲ እትዮጵያን፥ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣስተዋፅኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ተፈጥሮኣዊ ዋሕዙ ጥሒሱ ብምውፃእ ክሳብ 30 ኪ.ሜ ኣብ ዘኣክል ቦታ ከምዝተዘርገሐ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ተፈጥሮኣዊ ዋሕዙ ጥሒሱ ብምውፃእ ክሳብ 30 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ዘኣክል ቦታ ከምዝተዘርገሐ ተገሊፁ። እቲ ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ኣሚባራ ጥሒሱ ዝወፅአ ማይ፥ ኣንፈቱ ናብ ዝራእቲን መንደራትን ብምግባር ኣብ ልዕሊ ዝራእቲን ጉድኣት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፋብሪካ መፍረዪ ኪት መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ብዕሊ መሪቖም ከፊቶም Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፋብሪካ መፍረዪ ኪት መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ብዕሊ መሪቖም ከፊቶም። እቲ ዝተመረቐ ፋብሪካ መፍረዪ ኪት ኣብ ውሽጢ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ኢዩ። ቢ.ጂ.ኣይ ጥዕና ኢትዮጵያ፥ ንዕዳጋ ኢትዮጵያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉባኤ ሓምለዋይ ኣብዮት ኣፍሪካ ኣብቲ ዓውዲ ዘሎ ተመክሮ ኢትዮጵያ ኣሕሊፎም Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉባኤ ሓምለዋይ ኣብዮት ኣፍሪካ ኣብቲ ዓውዲ ዘሎ ተመክሮ ኢትዮጵያ ኣሕሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዓውዲ ሕርሻ ንምዝማንን ምህዞ ዝተሓወሶ ንክኸውንን ኣብ ምግባር ብዙሕ ስራሕ ከምዘድሊ ተዛሪቦም።…