ኣብ ዝቕፅሉ ናይ ክረምቲ ኣዋርሕ ስሩዕን ካብ ስሩዕ ንላዕሊን ዝናብ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ናይ ክረምቲ እዋናት ኣዋርሕ ስሩዕን ካብ ስሩዕ ንላዕሊን ዝናብ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኤጀንሲ ብሄራዊ ሚቲዮሮሎጂ ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ምዕራብን ሰሜን ምዕራብን ኢትዮጵያ ስሩዕን ካብ ስሩዕ ንላዕሊን ዝኾነ መጠን…