ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 912 ሰባት ምርማራ ላቦራቶሪ ቫይረስከኮሮና ከምዝተገበረሎም ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዝበልኦ፥ ምርመራ ካብ ውሽጢ ዝተገበረሎም እቶም ክልተ ሰባት በቲ ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ በዓል ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ዕለት 23 ሚያዝያ (ሜይ ደይ) ህይወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይ ኤም ኤፍ ንኢትዮጵያ ሓገዝ 411 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima May 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ ትካል ዓለም ለኸ ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ ) ብምዕቐፍ ኣሰራርሓ ቅልጡፍ ገንዘባዊ ሓገዝ እቲ ትካል ኣቢሉ ንኢትዮጵያ ሓገዝ 411 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ። ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ንምጥንኻር ዝውዕል ሓገዝ…
ቢዝነስ መንግስቲ ካብ 1997-2007 ዓ.ም ውዝፍ ዕዳ ግብሪ ንዘለዎም ትካላት ቢዚነስ ዕደኦም ምስራዝ ሓዊሱ ካልኦት ውሳነታት ፖሊሲ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ልዕሊ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዘስዕቦ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ምንካይ ዘኽእሉ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ፖሊሲ ከምዘመሓላለፈ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካልኝ ገሊፆም። እቶም ውሳነታት ምስ ውዙፍ ውሳነታት ልቓሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምቁፅፃር ዓሊሙ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝጀመሮ ተበግሶ ትድግፍ ኢያ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምቁፅፃር ዓሊሙ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝጀመሮ ተበግሶ ከምእትድግፍ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ኢትዮጵያ ፈንድ ኮቪድ-19 ዘስዕቦ ሓደጋ ንምቁፅፃር ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ንምድጋፍ ብምሕሳብ በዓል…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት 131 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1 ሺሕን 408 ሰባት ምርማራ ላቦራቶሪ ቫይረስከኮሮና ከምዝተገበረሎም ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዝበልኡ፥ ካብቶም ምርመራ ዝተገበረሎም ሓደ ሰብ በቲ ቫይረስ…
ቢዝነስ ጀርመን ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ዘብፅሖ ጉድኣት ንምቕናስ ዘኽእል ማዕቐፍ ደገፍ 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጀርመን ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ዘብፅሖ ጉድኣት ንምቕናስ ዘኽእል ማዕቐፍ ደገፍ 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዕላዊ ከምዝገበረት ሚኒስትር ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን እታ ሃገር ጀርድ ሙለር ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር፥ ሃገሮም ኣብዚ ኣፀጋሚ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምርጫ ብዝምልከት ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ ብዝርዝር ንምርኣይ ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ተመሪሑ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣብ ዘሳለጦ ኣኼብኡ፥ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ዝሳለጥ ሓፈሻዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ ርእዩ። ኣካቢት እቲ…
ኮሮናቫይረስ መኸተ ቫይረስ ኮሮና ናይ ሓደ እዋን ወፍሪ ተገይሩ ክርአ የብሉን – ግብረ ሓይሊ ምክልካል ቫይረስ ኮሮና ትግራይ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መኸተ ቫይረስ ኮሮና ናይ ሓደ እዋን ወፍሪ ተገይሩ ክርአ ከምዘይግባእ ንኡስ ኮሚቴ ግብረ ሓይሊ ምክልካል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ገሊፁ። እቲ ዝወፀ ድንጋገ ህፁፅ እዋን እናተጥሓሰ ከምዝርከብን መንግስቲ እቲ ድንጋገ ኣብ ዘየኽብሩ ኣካላት ስጉምቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ዩኒቨርሲቱ ኣኽሱም ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ዝነበሩ164 ተጓዓዝቲ ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ስለዝኾኑ ነናብ ስድረኦም ተሰዲዶም። Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቱ ኣኽሱም ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ክትትል ዝግበረሎም ካብ ሞንጎ ዝግበረሎም ዘሎ 467 ተጓዓዝቲ እቶም 164 ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ስለዝኾኑ ነናብ ስድረኦም ተሰዲዶም። ዩኒቨርሲቱ ኣኽሱም፥ ሕብረተሰብ ካብ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምሕላው…