ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 4ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 4ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከምዘካይድ ተገሊፁ። እቲ ኣኼባ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝካየድ እቲ ባይቶ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፁ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዲቑ ዝተረኸበ ቦምቢ ተፈንጂሩ ኣብ ልዕሊ ሓደ ውልቀሰብ ጉድኣት ኣካል ከምዘብፀሐ ኮሚሽን ፖሊስ ኣድስ ኣበባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዲቑ ዝተረኸበ ቦምቢ ተፈንጂሩ ኣብ ልዕሊ ሓደ ውልቀሰብ ጉድኣት ኣካል ከምዘብፀሐ ኮሚሽን ፖሊስ ኣድስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ንጉሆ ከባቢ ሰዓት ክልተ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 7 ፍሉይ ሽሙ “ዓድዋ ድልድይ” ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ቦታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕልነት ሕጊ ናይ ምርግጋፅ ስራሕና እንተይዛዘምና ምስ ጁንታ መቐለ ዝግበር ድርድር ኣይህሉን – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕልነት ሕጊ ናይ ምርግጋፅ ስራሕና እንተይዛዘምና ምስ ጁንታ መቐለ ዝግበር ድርድር ኣይህሉን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ስግብግብን ኣረመኔ ዝኾነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እናተኻየደ ዝርከብ ኲናት ሉኣላዊነት ሃገር ናብ ሓደጋ ዘውደቐ ጉጅለ ሃዲንካ ንመሓዝ ዝዓለመ ኢዪ – ዶክተር ቀነኣ ያደታ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተኻየደ ዝርከብ ኲናት ሉኣላዊነት ሃገር ናብ ሓደጋ ዘውደቐ ጉጅለ ሃዲንካ ንመሓዝ ዝዓለመ ከምዝኾነ ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ቀነኣ ያደታ ገሊፆም። ዶክተር ቀነኣ ያደታ፥ እቲ ፅንፈኛ ጉጅለ እናፈነዎ ዝርከብ ወረን ናይ ሓሶት ሓበሬታን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ህዝቢ ከባቢኡ ብንቕሓትን ብዝተዋደደ መልክዑን ንኽሕሉ ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ህዝቢ ከባቢኡ ብንቕሓትን ብዝተዋደደ መልክዑን ንኽሕሉ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆ ከምዝገለፁዎ፥ ጁንታ ህወሓት ፀሓዩ እናዓረበቶ ከምዝኾነትን እዚ ድማ እቲ ጉጅለ ብደዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሸራሮ ክሳብ ዛላምበሳ ዘለዉ ክፍሊታት ሓሊታት እዚ ሰሜን ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ፅቡቕ ቁመና ምድላው ይርከቡ – ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ሸራሮ ክሳብ ዛላምበሳ ዘለዉ ሓሊታት ክፍሊ እዚ ሰሜን ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ፅቡቕ ቁመና ምድላው ከምዝርከቡ ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ምሃቦም ካብ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ህወሓት ሎሚ እውን ብምጭብርባር ተግባሩ ባዕሎም ንባዕሎም ዝዋቕዑ “ንስዕር ኣለናን ንደራደርን” ሓሳባት ይስንዝር ኣሎ-ኣይተ ነብዩ ስሑልሚካኤል Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ህወሓት ሎሚ እውን ብምጭብርባር ተግባሩ ባዕሎም ንባዕሎም ዝዋቕዑ “ንስዕር ኣለናን ንደራደርን” ሓሳባት ይስንዝር ኣሎ ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣይተ ነብዩ ስሑልሚካኤል ገሊፆም። ኣይተ ነብዩ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ስራሕ ብዝተተለመሉ ይኸይድ ኣሎ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ስራሕ ብዝተተለመሉ ይኸይድ ምህላዉ ኣፍሊጦም። እቲ ኦፕሬሽን ገበነኛ ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ዕጥቁ ንክፈትሕ ድሕሪ ምግባር ፈጠርቲ ፀገም ናብ ፈርዲ አንትቐርቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቡ ንሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብን ኣትሌታትን ገለፃ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቡ ንሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብን ኣትሌታትን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገለፃ ተገይሩ። እቲ መድረኽ፥ ሰብሞያታት ኪነ-ጥበብን ኣትሌታትን ኣብዚ ሕዚ እዋን ሀገር ዘለትሉ ኩነታት ብዕቱብ ንኽትከታተሉን ሚዛናዊ ግንዛበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መዕርፎ ነፈርቲ ሑመራ ተቐፃፂሩ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ወራሪ ጉጅለ ህወሓት ምስ ፀላኢ ሕብረት ብምፍጣር ንእኩይ ዕላማ ክጥቀመሉ ዝነበረ መዕርፎ ነፈርቲ ሑመራ ሙሉእ ብሙሉእ ተቐፃፂሩ። ህወሓት ዝወደቦም ብዙሓት ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ፣ ፖሊስን ምሊሻታትን ንመከላኸሊ ሃገር ኢዶም ይህቡ…