ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ኣዘዝትን ስታፍን ምክልኻል ሃገር ዘሰልጠኖም ላዕለዎት መኮነናት ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ኣዘዝትን ስታፍን ምክልኻል ሃገር ንመበል 14 ዙር ብወታደራዊ ኣመራርሓ ዘሰልጠኖም ላዕለዎት መኮነናት ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ጠቅላይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀነራል ኣደም መሓመድ፥ ተመረቕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 88 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተዛተየ እንትኸውን፥ በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ዓውዲ መራኸብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ካብ ኣቦታቶም ብብዙሕ ድኻም ዝተረከብዋ ሃገር ብምሕላው ኣልሚዖም ንቐፃሊ ወለዶ ከተሓላልፍዋ ይግባእ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ መናእሰይ ካብ ኣቦታቶም ብብዙሕ ድኻም ዝተረከብዋ ሃገር ብምሕላው ኣልሚዖም ንቐፃሊ ወለዶ ከተሓላልፍዋ ይግባእ ክብላ ፃውዒት ኣቕሪበን። መዓልቲ መናእሰይ ዓለም፥ ኣብ ኢትዮጵያ “ ተሳትፎ መናእሰይ ንብልፅግና ኢትዮጵያ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ሰለስተ ወረዳታት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ከምዝተዛመተ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ሰለስተ ወረዳታት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ከምዝተዛመተ ተገሊፁ። ክኢላ ሓለዋ ዝራእቲ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ኣይተ ሓለፎም ተመስገን ከምዝበልዎ፥ ኣብታ ዞባ ኣብ ወረዳ ወጀራት ጣብያ ፀሓፍቲ፣ ዓዲቀይሕ፣ ገንቲ፣ ሰንዓለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ህይወትን ንብረትን ቁማር ካብ ዝፃወት ከይዲ ፖለቲካ ብምውፃእ ቀፃሊ ዕድል ድሕንነት ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ይግባእ- ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ህይወትን ንብረትን ቁማር ካብ ዝፃወት ከይዲ ፖለቲካ ብምውፃእ ቀፃሊ ዕድል ድሕንነት ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ይግባእ ክብል ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ክሊ ብሄራዊ ምርድዳእ ኣብ ኣዳራሽ ኢኮኖሚክ ኮሚሽን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 829 ሰባት እንትርከቡ 17 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 23 ሺሕን 35 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 829 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ተምሳሌት ምትሕብባር ኢትዮጵያውያን ኢዩ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ክንተሓባበር እንተለና እንታይ ምዕዋት ከምእንኽእል ዘምሃረ ፕሮጀክት ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነን ገሊፆም። እቲ ግድብ ኣብዚ ሐዚ እዋን ናብ ወሳኒ ምዕራፍ ይሸጋገር ብምህላዉ ዜጋታት ዝገብርዎ ተሳትፎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል መናእሰይ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል መናእሰይ ትፅቢት ዝግበረሎም ሓላፍነት ክዋፅኡ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣተሓሳሲበን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ዘሰናድኦ መድረኽ ጥዕና መናእሰይ ተረኺበን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ተፋሰስ ሃገራት ምስ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዝግበር ሓገዝ ዝምልከት ዘተ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ተፋሰስ ሃገራት ምስ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዝግበር ሓገዝ ዝምልከት ዘተ ከምዝተሳለጠ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ ንዝተዋፈሩ ሰራሕተኛታት ኣመስጊኖም Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣብ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ ንዝተዋፈሩ ሰራሕተኛታት ኣመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ጠንኪርካ ምስራሕን ኣብ ትግሃት ዝተመርኮዘ ጥንኩር…