ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ሰባት ቁፅሮም 6 ሺሕን 217 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 142 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 54 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓሙሽተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ እውን ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንቅንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ስዒቡ ምስ ዝተልዓሉ ጎንፂታት ተተሓሒዞም ዝተፈፀሙ ገበናት ዘፃሪ መርማሪ ጉጅለ ምርመራ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንቅንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝተልዓሉ ጎንፂታት ተተሓሒዞም ዝተፈፀሙ ገበናት ዘፃሪ መርማሪ ጉጅለ ካብ ሎሚ መዓልቲ ምርመራ ከምዝጅምር ተገሊፁ። ኣብ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዳይሬክተር ዝተወደቡን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መበገሲ ሰነድ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ዘድሃበ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣተሓባባሪነት ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ፌዴሪኢ እናተዳለወ ዝርከብ ሰነድ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ዘድሃበ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መሪሕ ትልሚ ኣድሂቡ ዝሳጥ ዘሎ መድረኽ ህዝባዊ ዘተ፥ ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ን11 መዓልቲታት ዝሃየድ ምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልተ ሴናተራት ኣሜሪካ ሃገሮም ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘይሻራዊ ቅዋም ንኽትሕዝ ብደብዳበ ሓቲቶም Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክልተ ሴናተራት ኣሜሪካ ሃገሮም ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘይሻራዊ ቅዋም ንኽትሕዝ ብደብዳበ ሓቲቶም። ሴናተር ኮሪ ቡከርን ሴናተር ክርስቶፎር ኩንስን ንሓላፊ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ስቴቨን መኑሸን ኣብ ዝፃፉዎ ደብዳበ፥ ኣሜሪካ ብዛዕባ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…
ቢዝነስ በዓል መዚ ኮሙዩኒኬሽን ኢትዮጵያ 12 ሕቶ ድልየታት ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ከምዝተቐበለ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ኮሙዩኒኬሽን ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካላት ቴሌኮም 12 ሕቶ ድልየታት ክልተ ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ከምዝተቐበለ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ምስቶም ፍቓዳት ብዝተተሓሓዘ መግለፅታት ድልየት ቅድሚ ሓደ ወርሒ ዕላዊ ከምዝገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ጀሞ 2 ክሳብ ጀኔራል ዊንጌት ዝህነፅ መገዲ ኣብቶብስ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጀሞ 2 ክሳብ ጀኔራል ዊንጌት ዝህነፅ መገዲ ኣብቶብስ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ህንፀት መገዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኢንጂነር ታከለ ኡማን ኣጀሚረምዎ። እቲ መገዲ 20 ኪሎሜትሮ ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ዝቐረዩ ስራሕቲ ህንፀት እቲ ግድብ ብምዝዛም ምምላእ ማይ ከምእትጅምርን ኣብቶም እዋናት ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ስምምዕ… Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ዝቐረዩ ስራሕቲ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብምዝዛም ምምላእ ማይ ከምእትጅምርን ኣብቶም ክል ሰሙናት ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ስምምዕ ንምብፃሕ ምውሳነንን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ፥ ኣባላት ቢሮ ሕብረት ኣፍሪካ፣ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ካብ ኣፍሪካ ዝፍልፍል መፍትሒ ግድብ ህዳሰ ከምፅኡ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ዘድሃበ ዘተ… Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣባላት ቢሮ ሕብረት ኣፍሪካ፣ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ካብ ኣፍሪካ ዝፍልፍል መፍትሒ ግድብ ህዳሰ ከምፅኡ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ዘድሃበ ዘተ ከምዘሳለጣ ኣፍሊጦም። እቲ ዘተ ውፅኢታዊ ከምዝነበረ ድማ ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 250 ሰባት እንትርከቡ 8 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 414 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 250 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሸሞንተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ እውን ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 246 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩ 21 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ተረኺቡዎም Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 246 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩ 21 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቶም ቫይረስ ኮሮና ዝተረኸቦም ሰባት ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ እንትኾኑ፥ ካብ 20 ክሳብ 72 ክሊ ዕድመ…