ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ 552 ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝገበሩ ወገናት 109 ቫይረስ ኮሮና ተረኺቡዎም Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2012ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ውሽጢ 552 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ተገይሩሎም 109 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሓቢሩ። እቲ ቢሮ ኣብ ድህረ ገፁ ከምዝገለፆ፣ ካብቶም እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ከብፅሖ ኢዩ ተባሂሉ ካብ ዝተገመተ ጉድኣት ኣድሒኑና ኢዩ- ምክትል ቀ/ሚ ደመቀ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 7 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ከብፅሖ ኢዩ ተባሂሉ ካብ ዝተገመተ ዝኸፍአ ጉድኣት ኣድሒኑና ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነን ገሊፆም። መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዓሊሙ ንዝተጣየሸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ሹመት ደብዳቤ ኣምባሳደር ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ተቐቢሎም Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ሹመት ደብዳቤ ኣምባሳደር ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ጀማል ኢል ሸኪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም። ኣይተ ገዱ ከምዝበልዎ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘበናት ዘቑፀረን ብብዙሕ መገዲ ዝግለፅ ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ትማሊ 66 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ትማሊ 586 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ገይሮም 66 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብዚኦም 10 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ ማለት ምስ ዝተፈልጠ ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ ሰብ ርክብ ዘይነበሮም፣ 4 ሰብ ሞያ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 943 ሰባት እንትርከቡ 23 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 14 ሺሕን 540 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 943 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ መዛዘሚ ኣኼባ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መዛዘሚ ኣብ ከተማ ባህርዳር እናተሳለጠ ዝነበረ ኣኼባ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ተረኺቦም። ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ዛዕባታት ኣድሂቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ዳይና ይቀየረልና ኢሎም ዘቕረቡዎ ሕቶ ተነፂጉ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ናይ ክሲ መዘገቦም ዝሓዘ ዳይና ንኽቕየረሎም ዘቕረቡዎ ሕቶ ተነፂጉ። ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ንዘቕረቡዎ ስምዕታ መርሚሩ ብይን ሂቡ። ብመሰረት እዚ እቲ ዝቐረበ ስምዕታ ብመረዳእታ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ 24 ሰዓታት ተወሰኽቲ 584 ሰባት ቫይረስ ኮሮና እንትርከቦም 20 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 11 ሺሕን 881 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 584 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5 ቢሊዮን ፈልሲ ንምትካል ዝተትሓዘ ትልሚ ሙሉእ ንሙሉእ ምዕዋቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2020 0 5 ቢሊዮን ፈልሲ ንምትካል ዝተትሓዘ ትልሚ ሙሉእ ንሙሉእ ምዕዋቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ገሊፆም ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)5 ቢሊዮን ፈልሲ ንምትካል ዝተትሓዘ ትልሚ ሙሉእ ንሙሉእ ምዕዋቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። መዛዘሚ ሃገራዊ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 49 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ውሽጢ 818 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ገይሮም 36 ተባዕትዮ 13 ኣንስትዮ ብድምር ኣርባዓን ትሸዓተን (49) ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቶም ክልተ ወገናት ካብ…