ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን አብ ባንክታት ሕፅረት ጥረ ገንዘብ ኣጋጢሙ ምንባሩ ይፍለጥ። ኮይኑ ግና ካብ 22 ጥሪ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ብቢልዮናት ዝቑፀር ናይ ብር ኖት ናብ ክልልና ኣትዩ ናብ ኩለን ባንክታት ኣብ ምክፍፋል ይርከብ ። ይኹን እምበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኔስኮ ዓለም ለኻዊ ፀገማት ንምፍታሕ ዝገብሮ ፃዕሪ ፍሉይ መግለፂኡ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኔስኮ ዓለም ለኻዊ ፀገማት ንምፍታሕ ዝገብሮ ፃዕሪ ፍሉይ መግለፂኡ ምዃኑ ፌዴሪኢ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ነዜ ዝገለፃ፥ ኣብ ምቕራፅን ምስፍሕፋሕን ትምህርቲን ሰናይ ኣስተዋፅኦን ኣድሂቡ ምኽረ ሓሳብ ዘቕርብ ኮሚሽን ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቫይረስ ኮሮና ናብ ትግራይ ከይኣቱ እኹል ምክልኻል እናተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቻይና ጀሚሩ ናብ ዝቸፈላለያ ሃገራት ዓለም እናተዛመተ ዝርከብ ቫይረስ ኮሮና ናብ ክልል ትግራይ ንከይኣቱ እኹል ምክልኻል እናተገበረ ምዃኑ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ርእየ ኢሳያስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይተ ለማ መገርሳ ምስ ፈረንሳይ መዘነኦም ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይተ ለማ መገርሳ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ፈረንሳይ ፍሎረንስ ፓርሊ መዘነኦም ተዛትዮም። ብሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይተ ለማ መገርሳ ዝምራሕ ላዕለዎት መኮንናት ኢትዮጵያ ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ብቅድሚ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ወረዳ እንደርታን ወረዳ አብዓላን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር አብ ስራሕቲ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዘድሃበ ዑደት ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ. ሲ)ኣብ መንጎ ወረዳ እንደርታን ወረዳ አብዓላን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር አብ ስራሕቲ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዘድሃበ ዑደት ምክያዱ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓት ወረዳ እንደርታ ገሊፁ። ኣብቲ ዑደት ካብ 17 ጣብያታት ክልቲአን ወረዳታት ዝተውፃእፀኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ብምትኳር ብብርኪ ሚኒስትራት ኣብ ዋሸንግተን እናተሳለጠ ዝቐነየ ድርድር ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ. ሲ)ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ብምትኳር ብብርኪ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዋሸንግተን እናተሳለጠ ዝቐነየ ድርድር ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ተዛዚሙ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ተጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ክዛዘም ዝግበኦ ዝነበረ ድርድር፥ ክሳብ ትማሊ ዓርቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት፥ ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝገበሩዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ሚኒስትር ልምዓት ደኒ ደቡብ ኮሪያ ተዛትየን Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ልምዓት ደኒ ደቡብ ኮሪያ ኪም ጄይ ዩን ተዛትየን። ክልቲአን ሃገራት ኣብ ክሊ ንብረት ለውጢ ኣየር ሰርሐኦ ዘርከባ ተግባርን ኣብ ልምዓት ደኒ ብሓባር ክሰርሑዎም ኣብዝኽእሉ ዛዕባታትን ኣድሂቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝገብሩዎ ዘተ ይቕፅል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ኣብ ኣሜሪካ ዋሸንግተን ዲሲ ዝገብሩዎ ዘለዉ ዘተ እናቐፀለ ኢዩ። እቲ ዘተ፥ ኣብ ረቂቕ ስምምዕነት ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ግድብ ህዳሰ ትኹረት ብምግባር ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ መፃኢ ሰኑይ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሓቶታት መልሲ ክህቡ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መፃኢ ሰኑይ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝለዓሉ ሓቶታት መልሲ ክህቡ ኢዮም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ መፃኢ ሰኑይ 25 ጥሪ 2012 ዓ.ም 5ይ ዘበን ስራሕ ፍሉይ ኣኼቡኡ…