ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ብሪታኒያ ጉዳያት ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ብሪታኒያ ጉዳያት ኣፍሪካ ጀምስ ደድሪጅ ኣብ ምጥንኻር ክልተኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ናይ ሓባር ጉዳያትን ኣድሂቦም ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት…