Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ናይ ፌዴሬሽን ምክር ቤት ናይ ህዝብን ኣባይቲን ቆፀራ ኣናዊሑ፤ ኣፈጉባኤን ምክትል ኣፈጉባኤን መሪፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰኔ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ስሩዕ ኣኼብኡ ዝጀመረ ናይ ፌዴሬሽን ምክር ቤት መበል ራብዓይ ናይ ህዝብን ኣባይቲን ቆፀራ ኣናዊሑ። ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ንድሕንነትን ጥዕናን ህዝቢ ክበሃል ከምዝተናውሐ እውን ተሓቢሩ። ዝምልከቶም ኣካላት ናይቲ ቫይረስ ዝርገሐን ጉድኣትን…

ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ብዝምልከት ዘለዋ ቅዋም ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰን ዓመታዊ ኣሳድዳ ማይን ብዝምልከት ዘካይድኡ ዘለዋ ሰለስቲኣዊ ዘተ ትማሊ እውን ቀፂሉ ዉዒሉ። ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ብዝምልከት ዘለዋ ቅዋም ዕላዊ ገይራ። ሚኒስቴር ማይ፣…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 170 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሽሕን 187 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 170 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ሰባት ኩሎም ኢትዮጵያውያን…

ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ተኸታታሊ ዘተ ንምግባር ኣብ ስምምዕነት በፂሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምልኢት ማይን ዓመታዊ ኣሳድዳ ማይን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ሰለስተኣዊ ዘተ ተሳሊጡ። ብብርኪ ሚኒስትራት ማይ ብመርበብ ሓበሬታ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ዝተሳለጠ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ሕብረት…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ስግኣት ኮይኑ ክሳብ ዝቐፀለ እዋን ኩሎም ባይቶታት ፌዴራልን ክልልን ስረሖም ይቐፅሉ ብዝብል ዝቀረበ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ 5ይ ዘበነ ፓርላማ 5ይ ዓመት እዋን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ እናካየደ ይርከብ። ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕገ-መንግስቲን መንነትን እቲ ቤት ምኽሪ፥ ምስ ምንዋሕ መረፃ ተተሓሒዙ ዝቐረበሉ ሕቶ ሕገ-መንግስታዊ ትረጉ ኣብ ትሕዝቶ…

ብዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚንስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ቫይረስ ኮሮና ንምግታእ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ጉጅለ ኣብ ኢኒስቲትዩት ምርምር ጥዕና እቲ ክልልን ማእኸል መመርመሪ…

ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ኣብ ሰደድ ወፃኢ ዝፈጠሮም ሓደሽቲ ዕድላት ንምጥቃም ዘኽእሉ ኣማራፅታት ስትራተጂ ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ኣብ ሰደድ ወፃኢ ዝፈጠሮም ሓደሽቲ ዕድላት ንምጥቃም ዘኽእሉ ኣማራፅታት ስትራተጂ ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ። ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝበልዎ፥ ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 190 ሰባት እንትርከቡ 5 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሽሕን 599 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 190 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓሙሽተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ…

259 ኢትዮጵያውያን ካብ ኲዬት ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)259 ኢትዮጵያውያን ካብ ኲዬት ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ፍሬኣለም ሽባባው ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኮሚቴ ኖቤል ኖርዌይ ተዓዋቲ ኖቤል ሰላም ዓመተ 2019 ኣድሂቡ ዘመሓላለፎ ውሳነ ትኽክል ኣብ ምዃኑ ሐዚ እውን ፅኑዕ እምነት ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኖርዌይ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዓዋቲ ኖቤል ሰላም ዓመተ 2019 ምዃኖም ኣመልኪቱ ኮሚቴ ኖቤል ዘመሓላለፎ ውሳነ ትኽክለኛ ኣብ ምዃኑ ሐዚ እውን ፅኑዕ እምነት ከምዘለዎ ገሊፁ። እቲ ኮሚቴ ሽልማት ኖቤል ሰላም ቀዳማይ ሚኒስትር…