ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምሃብ ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓታ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምሃብ ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓታ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣዳራሽ ገልማ ኣባ ገዳ ምክያድ ዝጀመረ እቲ ስልጠና፥ ክሳብ 2 ለካቲት 2012 ዓ.ም ከምዝቕፅል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 5ይ ዘበን ስራሕ መበል 18 ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብ ከተማ መቐለ ኣዳራሽ ቤት ምኽሪ እናተሳለጠ ዝርከብ እቲ ጉበባኤ፥ ንሓሙሽተ መዓልቲታት ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ስራሕቲ ምርመራ ቫይረስ ኖቭል ኮሮና ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕማም ቫይረስ ኖቭል ኮሮና ንምክልኻል ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉ ኩሎም ተጓዓዝቲ ስራሕቲ ምርመራ ሙቐት ሰውነት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ፥ ሕማም ቫይረስ ኖቭል ኮሮና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብኢ/ር ታከለ ኡማ ዝቐረበሉ ሽመት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012 (ኢፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምክትል ከንቲባ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ዝቐረበሉ ሽመት ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ኣፅዲቑ። ኣብቲ ኣኼባ ካብ ዝተረኸቡ 89 ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ፥ ነቲ ሽመት 79 ድጋፍ 3 ተቓውሞን 7 ድምፀ ተዓቅቦን ብድምፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ርክባት ዘጠናኸረትሉን ረብሓኣ ዘሕለወትሉን ከምዝነበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ ዝተካየደ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም የዓለም ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ርክባት ዘጠናኸረትሉን ረብሓኣ ዘሕለወትሉን ከምዝነበረ ተገሊፁ። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ…
Uncategorized ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል 78 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛትዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል 78 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛትዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ውሳነ ዘመሓላለፈሎም ጉዳያት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፦ 1. እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ ዝተዛተየሉ ዛዕባ፥ ላዕለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ሓላፍነቱ ብመንፅር ዝተጣየሸሉ ዕላማ ብኣግባባቡ ክዋፃእ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል ሓምሻይ ዘበን ስራሕ ዓስራይ ስሩዕ ጉባኤኡ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ዓመተ 2012 ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣዳሚፁ። ነቲ ፀብፃብ ዘቕረቡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ሰላም ንክረጋገፅ እትገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣይተ ደመቀ መኮነን Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ሰላም ንክረጋገፅን ኣህጉራዊ ምትእስሳር ኢኮኖሚ ንክፍጠርን ዓሊማ እትገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። መራሕቲ ኣፍሪካ ኣብ ሓደ መድረኽ ዝተኣከብሉ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ዘተ ኣብ ካርቱም የካይዳ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ናይ መወዳእታ ረቂቕ ስምምዕነት ንምድላው ዝዓለመ ዘተ ኣብ ካርቱም የካይዳ ኣለዋ። እተን ሃገራት ዘካይድኡ ዘለዋ ዘተ ትማሊ ኢዩ ጀሚሩ። ሰብ ሞያታት ቴክኒክን ሕጊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ካብ ክልል ደቡብ ምስ ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ክልል ደቡብ ምስ ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛትዮም። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተሳለጠ እቲ ዘተ፥ ልዕሊ 2 ሺሕ ዝኾኑ ተወከልቲ ተረኺቦም። ካብ ኩለን ዞባታት እቲ…