ስፓርት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 5 ሽሕ ርሕቐት ሓዱሽ ክብረወሰን ዓለም ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ትማሊ ኣብ ሰፔን ቫለንሽያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ 14 ፡ 06 ፡ 62 ግዜ ብምዝዛም ሓድሽ ክብረወሰን ዓለም ኣመዝጊባ። እቲ ክብረ ወሰን ብኢትዮጵያዊት ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ተታሒዙ ዝፀንሐ እዩ።…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 892 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 254 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 892 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 80 ሺሕን 895…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝተትሓሓዘ ብቋንቋ ዓረብ ምስ ዝፅሕፉ ሰብ ሞያታት ሚዲያ ዘተ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ዳይሬክትር ጀነራል ፓብሊክ ዲፕሎማሲን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝተትሓሓዘ ብቋንቋ ዓረብ ምስ ዝፅሕፉ ሰብ ሞያታት ሚዲያ ዘተ ተሳሊጡ። ኣበብቲ እዋን ዘተ ኣብ ህልዊ ሓፈሻዊ ምንቅስቓስን ኣብ ቀፃሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ዝተርኣየ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ዝራእቲ የጥቅዕ ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ዝተርኣየ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ዝራእቲ እናጥቀዐ ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ወራር ዕስለ ኣምበጣ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ወረዳታት ራያ ጨርጨር፣ ራያ ኣላማጣ፣ ራያ ዓዘቦን ከምዝተርኣየ ተገሊፁ ኣሎ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝርገሐ ዕስለ ኣምበጣ መተሓሳሰቢ እናኾነ ይመፅእ ስለዘሎ ኣብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ጉድኣት ከየብፅሕ ሕብረተሰብ ኣካል ወፍሪ ምክልኻል ንኽኸውን ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝርገሐ ዕስለ ኣምበጣ መተሓሳሰቢ እናኾነ ይመፅእ ስለዘሎ ኣብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ጉድኣት ከየብፅሕ ሕብረተሰብ ኣካል ወፍሪ ምክልኻል ክኸውን ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ፀዊዖም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ምስ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ጎርጎራ ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓደ ኣካል መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝኾነ ከባቢ መተግበሪ ፕሮጀክት ጎርጎራ ዑደት ኣሳሊጦም። ብብርኪ ሃገር ኣብ ሰለስተ መባፅሕቲ ቦታታት ብብር ሰለስተ ቢሊየን ንምልማዕ መርሃ ግብሪ መተኣኻኸቢ እቶት እናተሳለጠ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ባህርዳር ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ባህርዳር ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክትር ኣቢይ ኣሕመድን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ዝተረኸቡሉ ተመሪቑ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ መናእሰይ እቲ ከባቢ ስራሕ ምልማድ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ ብዛዕባ ክልል ትግራይ ዝምልከት ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ መንግስቲ ፌዴራል ምስ ባይቶ ክልል ትግራይን ላዕለዎት ኣካላት ፈፀምቲ ሕጊን ዝኾነ ዓይነት ርክብ ከይፍፅም ወሲኑ። ፀሓፊ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትርጉሙ ሕገ-መንግስቲን ማንነትን እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ባህርዳር ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ናብ ከተማ ባህርዳር ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ባህርዳር እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝመረፀና ህዝቢ ውክልንኡ ክሳብ ዘልዕል ሓላፍነትና ምውፃእ ክንቅፅል ኢና – ኣባላት ቤት ምኽሪ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም፣2013 ( ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝመረፀና ህዝቢ ውክልንኡ ክሳብ ዘልዕል ዝተውሃበና ህዝባዊ ሓላፍነት ምውፃእ ክንቅፅል ኢና ክብሉ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም። ሜላታት ምክልኻል ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ብጥንቃቐ ብምፍፃም ምርጫ ክሳብ ዝካየድ ውክልና ዝመረፆም ህዝቢ…