Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ወርሓዊ ወፃኢኡ ብምሽፋን ንሃገራዊ ኢኮኖሚ ሓገዝ ይገብር ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 120 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ብምርካብ ወርሓዊ ወፃኢኡ ብምሽፋን ንሃገራዊ ኢኮኖሚ ሓገዝ ይገብር ከምዘሎ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ኣፍሊጦም። እቲ መገዲ ኣየር ቀልጢፉ ናብ ኣገልግሎት…

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ለበዳ ሕማም ኮረና ቫይረስ ንምክልኻል ልዕሊ14 ሚልዮን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ለበዳ ሕማም ኮረና ቫይረስ ንምክልኻል ልዕሊ14 ሚልዮን ብር ሓገዝ ከም ዝገበረ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ። መካየዲ ስራሕ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ኣይተ ክብረኣብ ተወልደ፥ ብልዕሊ ብር 9ነጥቢ 5 ሚልዮን ዝተዓደጉ 90…

ልምዓት መዓድንን ነዳዲን ንምቅልጣፍ ዘኽእል ሰለስተኣዊ ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን፣ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን፣ ከምኡ እውን ኢኒስቲትዩት ትምህርቲን ስልጠናን ቴክኒክን ሞያን ፌዴራል ልምዓት መዓድንን ነዳዲን ንምቅልጣፍ ዘኽእል ሰለስተኣዊ ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሞም። እቲ ስምምዕነት…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 85 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 2 ሽሕን 926 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 85 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ሰባት ኩሎም…

ኢትዮጵያ ድሕሪ ለበዳ ኮቪድ-19 ብበፃሕቲ ከብ ዝምረፃ ሸውዓተ ሃገራት ሓንቲ ክትከውን ኢያ – መፅሄት ፎርብስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ድሕሪ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንበፃሕቲ ካብ ዝምረፃ ሸውዓተ ሃገራት ሓንቲ ከምትትከውን መፅሄት ፎርብስ ተንቢዩ። እቲ መፅሄት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ዘፈር ሪዝም ብልዑል ብርኪ ከምዝተጎድአ ኣፍሊጡ። ምስ እዚ ተተሓሒዙ ድማ ሃገራት…

ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ካብ 15 ክሳብ 22 ግንቦት 2012 ዘካይዶ ዝነበረ ኣኼብኡ ዛዚሙ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ መግለፂ ኣውፂኡ ኣሎ። ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ኣብ ዘካየዶ ኣኼብኡ ብቕልጡፍ እናተለዋወጠ ዝመፅእ ዘሎ ኩነታት ዓለም፣…

መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግ ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግ ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣቢሉ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ “ካብ ታሪኽና እንታይ ንመሃር? ብኸመይ ብስነ ልቦና ንጠንክር?” ብዝብል ርእሲ ኢዩ እናተካየደ ዝርከብ። ዝተፈላለዩ ሰብ ሞያታት ዘጋጠሙ ፀገማት ምፍታሕ ኣብ…

ኣብ ትግራይ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 50 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ኣብ ክልል ትግራይ ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 50 ከምዝበፅሐ ኣፍሊጡ። እቲ ምርመራታት ብኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ከምኡ ድማ ብዩንቨርሲቲ ኣክሱም እዩ ዝካየድ ዘሎ።…

ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ሰባት ልዕሊ 1 ሺሕ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 34 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 95 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ካብ’ቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ እቶም 94…

ኣብ ትግራይ ንምትካል ፈልሲ ዝውዕል 25 ሺሕ ሄክታር መሬት ብ“ጂፒኤስ” ብምፍላይ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ ዘበን ኣብ እዋን ክረምቲ ንዝትከል ፈልሲ ዝውዕል 25 ሺሕ ሄክታር መሬት ብዘመናዊ መሳርሒ “ጂፒኤስ” ናይ ምፍላይ ስራሕቲ ወሲኹ ዝተፈላለዩ ምድላዋት ከምዝተወገኑ ቢሮ ልምዓት ገፀርን ሕርሻን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኣጠቓቕማ ልምዓት…