ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ 30 ተወሰኽቲ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 352 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 30 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት 731…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ንበዓል 20 ጉንበት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል 20 ጉንበት ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ መክእኽቶም፥ 20 ጉንበት ታሪኽ ዘበናዊት ኢትዮጵያ ካብ ዝቐየሩ መዓልቲታት ሓንቲ ኢያ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ኣፍሪካ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ሓገዛ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ Gebremariam Weldegerima May 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ሃገራት ኣፍሪካ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ዝገብረኦ ፃዕሪ ሓገዛ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ምትሕብባር ኣፍሪካ-ቻይና ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ኤምባሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቢስሊይ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር፥ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገበሮ ሓገዝ ብምንኣድ፤ ኢትዮጵያ ምስቲ ፕሮግራም ዘለዋ ምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግደ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝምልከት ሓበራ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝምልከት ሓበራ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያን ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ መተሓባበሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ንምዝዛም ህዝቢ ብሓድነት ጠጠው ንኽብል ጉባኤ ትካል ሃይማኖታት ኢትዮጵያ ተላቢዩ Gebremariam Weldegerima May 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንምዝዛም ኩሎም ህዝቢታት ኢትዮጵያ ብሓድነት ጠጠው ንኽብሉ ጉባኤ ትካል ሃይማኖታት ኢትዮጵያ ተላቢዩ። ላዕለዎት ሓለውቲን ኣባላትን እቲ ጉባኤ ኣብ ህንፀት እቲ ግድብ ኣድሂቦም ትማሊ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም። ኣብቲ…
ኮሮናቫይረስ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝውዕል ናውቲ ሕክምና ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima May 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈንድ ልምዓት መንግስቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝውዕል ናውቲ ሕክምና ሓገዝ ገይሩ። እቶም ናውቲ ሕክምና 9 ቶን ክብደት ዘለዎም እንትኾኑ፥ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ዓሊሙ ንዝገብሮ ምንቅስቓስ ዝሕግዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ሃገራዊ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ኣብ ዘላቒ ምዓት ምውዓል ከምዝግባእ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima May 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ኣብ ዘላቒ ምዓት ምውዓል ከምዝግባእ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሃገራዊ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ኣብ ዘላቒ ምዓት ምውዓል ንሃገራ ምዕባለ ከምዝሕግዝ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ…
ኮሮናቫይረስ ክብደት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ኣብ ግምት ዘእተወ ናይ ጥንቃቐ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ – ምክትል ቀ/ሚ ደመቀ Gebremariam Weldegerima May 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ኣተሓሳሳቢ እናኾነ ምምፅኡ ኣብ ግምት ዘእተወ ናይ ጥንቃቐ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣተሓሳሲቦም። ኮሚቴ ሚኒስትራት ምስ ኣማኻሪ ግብረ ሓይሊ ኮቪድ-19 ኣብ እዋናዊ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ 73 ተወሰኽቲ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 2 ሺሕን 844 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 73 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ በዝሒ በቲ ቫይረስ…