ወረዳ ኣስገደ ማእኸሉ ከተማ ማይ ሓንሰ ንክኸውን ብሙሁራት ዝተፀንዐ መፅናዕቲ ክትግበር ይግባእ – ነበርቲ ከተማ ማይ ሓንሰን ከባቢኣን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸል ወረዳ ኣስገደ ከተማ ማይ ሓንሰ ንክኸውን ብሙሁራት ዝተፀንዐ መፅናዕቲ ክትግበር ከምዘይከኣለ ነበርቲ ከተማ ማይ ሓንሰን ከባቢኣን መረረቶም ገሊፆም።
እቶም ነበርቲ ሕቶና ይመለሰልና ብዝብል መስመር መገዲ ሽረ - ደደቢት - ወልቃይት ብምዕፃው…