ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2020 0 #ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዓመት መበል 17 ዘበን ስራሕ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከካይድ ኢዩ። ኣብ ናይ ፅባሕ ኣኼቡኡ ድማ ቃለ ጉባኤ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ስሩዕ ኣኼባን ሹመት ዝተጓደሉ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 114 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝተገበረ ኮይኑ ኩሎም ቫይረስ ኮሮና ኣይተረኸበሎምን Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 114 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝተገበረ ኮይኑ ኩሎም ቫይረስ ኮሮና ከምዘይተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ከምዝበሎ ክሳብ ሕዚ ኣብ ትግራይ 7,676 ምርመራ ቫይረስ ኮሮና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ቅዋም ንምግላፅ ትካላት ሃይማኖት ግደአን ክዋፅኣ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ቅዋም ንምግላፅ ትካላት ሃይማኖት ግደአን ክዋፅኣ ከምዝግባእ ተገሊፁ። እተን ትካላት ኣብ ግብፂ ይኹን ኣብ ኻልኦት ሃገራት ዓለም ዝርከባ ተመሳሰልቲ ትካላት ሃይማኖት መሰል ፍትሓዊ ተረባሕነትን ቅዋምን ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ተፋሰስ ሩባ ኣባይን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ንመንግስቲ ዘማኽር ጥምረት ተመራመርቲን ሙሁራትን ክጣየሽ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ተፋሰስ ሩባ ኣባይ፣ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ካልኦት ጉዳያትን ንመንግስቲ ዘማኽር ጥምረት ተመራመርቲን ሙሁራትን ክጣየሽ ምዃኑ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ሳሙኤል ክፍሌ፥ እቶም ሙሁራት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ገምጋም የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ኣድሂቡ ገምጋም የሳልጥ ኣሎ። ትማሊ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ብመንፅር ኢኮኖሚ ዘሳለጠኦም ተግባራት ምቕራበን ይፍለጥ። ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብ ማሕበራዊ ዘፈራት ዝተዋፈራ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትየጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ምስ ግድብ ተተሓሒዙ ኣብ ዝገበረኦም ድርድር ተወከልቲ ግብፂ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታታት እናቐረቡ ውፅኢት ንኽስእን ንምግባር ተዳሊዮም… Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትየጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ምስ ግድብ ተተሓሒዙ ኣብ ዝገበረኦም ድርድር ተወከልቲ ግብፂ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታታት እናቐረቡ ውፅኢት ንኽስእን ንምግባር ተዳሊዮም ይመፅኡ ከምዝነበሩ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ገሊፆም። ኣይተ ገዱ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 185 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 775 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 185 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ዕድሚኦም ካብ 3 ወርሒ ክሳብ 80…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብፂ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንሊግ ዓረብ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ጅቡቲ፣ ሶማሊያን ኳታርን ተቓዊመን Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብፂ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንሊግ ዓረብ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ጅቡቲ፣ ሶማሊያን ኳታርን ተቓዊመንኡ። ኣባል ሃገራት ሊግ ዓረብ ሎሚ መዓልቲ ኣኼብአን የሳልጣ ኣለዋ። እተን ሃገራት፥ ግብፂ ምስ ህዳሰ ግድብ ብምትሕሓዝ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ዓመታዊ ፍፃመ መደባት መንግስቲ ፌዴራል ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገምጋም ዓመታዊ ፍፃመ መደባት መንግስቲ ፌዴራል ይሳለጥ ምህላዉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ከምዝሓበርዎ፥ ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ፌዴራል ዝተሰርሑ ዓመታዊ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘለዋ ቅዋም ንካልኣይ ግዜ ንቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘለዋ ቅዋም ንካልኣይ ግዜ ንቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብደብዳቤ ኣፍሊጣ። ግብፂ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሕቶ ምቕራባ ስዒቡ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ…