ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሶሙናት ዝተርኣየ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ኣብ ኣብ ውሽጢ ክልቲኦም ኣዋርሕ ካብ ዝነበረ ብዝበለፀ ዘተሓሳስብ ኢዩ – ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሶሙናት ዝተርኣየ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ኣብ ኣብ ውሽጢ ክልቲኦም ኣዋርሕ ካብ ዝነበረ ብዝበለፀ ዘተሓሳስብ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ከም ሃገርን ከም ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት እቲ ቫይረስ ኣመልኪቶም…