Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ምርጫ ንምክያድ እንትንውስን ንቫይረስኮሮና ኣቕሊልና ብምርኣይ ዘይኮነስ ንውሳነ ህዝቢን ሕገመንግስትን ተገዛእቲ ስለዝኾና ‘ዩ – ዶ/ር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ቫይረስ ኮሮናን ሓፈሻዊ ምርጫን ብዝምልከት ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም። ዶክተር ደብረፅዮን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብብርኪ ክልል ቫይረስኮሮና…

ዘይሕጋዊ ዝውውር ኣፅዋር ኲናት ኣብ ምክትታልን ኣዘዋወርቲ ኣብ ቁፅፀር ሕጊ ኣብ ምውዓልን ናይ ኩሉ ሓድነት የድሊ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዘይሕጋዊ ዝውውር ኣፅዋር ኲናት ኣብ ምክትታልን ኣዘዋወርቲ ኣብ ቁፅፀር ሕጊ ኣብ ምውዓልን ናይ ኩሉ ሓድነት የድሊ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክሊ ምቁፅፃር ዘይሕጋዊ ዝውውር ኣፅዋር…

ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል ሳተላይት ንምህናፅ ዘኽእል ሰምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል ሳተላይት ንምህናፅ ዘኽእል ሰምምዕነት ተፈሪሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያን ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባን ክታሞም ኣምቢሮሙሉ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን…

ውልቀ ኮሌጃት ኣብ ምክልኻል ተላባዲ ቫይረስ ኮረና ሓላፍነተን እናተዋፀኣ ከምዝርከባ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውልቀ ኮሌጃት ኣብ ምክልኻል ተላባዲ ቫይረስ ኮረና ሓላፍነተን እናተዋፀኣ ከምዝርከባ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ትግራይ ዶክተር ሙሉጌታ ሓዱሽ ከም ዝገለፅዎ፥ ኣብዚ…

ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ትዋሰነሎም ጠረፋት ተወሰኽቲ 5 ኬላታት ክትከፍት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ትዋሰነሎም ጠረፋት ተወሰኽቲ ሓሙሽተ ኬላታት ክትከፍት ኢያ። እቶም ዝኽፈቱ ኬላታት ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝግበር ቁፅፅር ምቹው ንምግባር ምዃኑ ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን ዜግነትን ወሳኒ ኩነትን ኣፍሊጡ። እቲ…

ኣብ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት እንተይተሓረሰ ፆሙ ዝሓድር መሬት ኣይህሉን – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት እንተይተሓረሰ ፆሙ ዝሓድር መሬት ከምዘይህሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኮቪድ19 ኣብ ውሕስና ምግቢ ዘለዎ ፅዕንቶን ለበዳ ዕስለ ኣምበጣ ከስዕቦ ዝኽእል ጉድኣትን ዝምልከት ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ እዋን…

ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 2 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 2 ሺሕን 650 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ክልተ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም ሓደሽቲ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ኩሎም ታሪኽ ጉዕዞ ወፃኢ ዓዲ…

ምልአተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምልአተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተኸፊቱ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ መደረ ዘስምዑ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘ ኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ቅድመ ምድላው ሓምለዋይ ዓሸራ ተኸላ ፈልሲ ኣድሂቦም ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቅድመ ምድላው ሓምለዋይ ዓሸራ ተኸላ ፈልሲ እዚ ዓመት ኣድሂቦም ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ቅድመ ምድላው ተኸላ ፈልሲ ዝምልከት መብርሂ ብሚኒስቴር ሕርሻ ዝቐረበ…

ኣብ ክልል ትግራይ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ልዕሊ 88 ሽሕ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ትኹረት ብምግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዓለም ኣጋጢሙ ዘሎ ተላባዲ ኮረና ቫይረስ ኣብ ክልል ትግራይ ንምክልኻል ልዕሊ 88 ሽሕ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ትኹረት ብምግባር ይነጥፍ ከምዘሎ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ መንግስቲ ትግራይ…