ማይ ኣባይ ንብሕተይ ክጥቀም ዝብል ናይ ግብፂ ቅዋም ንዝተጀመረ ድርድር ማሕለኻ ኮይኑ ኢዩ – ኣይተ ገዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማይ ኣባይ ንብሕተይ ክጥቀም ዝብል ናይ ግብፂ ቅዋም ነቲ ከም ብሓዱሽ ዝተጀመረ ድርድር ማሕለኻ ምዃኑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ገሊፆም።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ፥ ሓምሻይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ሰለስተኣዊ…