Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ትግራይ ብቫይረሰ ኮሮና ዝተትሓዙ 4 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ብቫይረሰ ኮሮና ዝተትሓዙ 4 ሰባት ተረኺቦም። ቫይረሰኮሮና ተረኺብዎም ዘለው 4 ሰባት ካብ ጅቡቲ ናብ መቐለ ዝመፅኡ እዮም ተባሂሉ። በቲ ቫይረስ ካብዝተትሓዙ እቲ ሓደ ወዲ 33 ዓመት ገናሒ መኪና ኢዩ። እቶም ዝተረፋ ሰለስተ…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ 25 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 847 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 25 ሰባት ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። እቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውፅኢት፥ ቅድመ ሐዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ብዝብል ካብ ዝተገለፀ…

መንግስቲ ድሕንነት ህዝብን ሃገርን ንምሕላው ክብል ስጉምቲ ንምውሳድ ክግደድ ኢዩ – ቀ/ሚ ዶ/ር ኣብይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ድሕንነት ህዝብን ሃገርን ንምሕላው ክብል ሕገ መንግስቲ ኣብ ዝጥሕሱ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓሳት ስጉምቲ ንምውሳድ ከምዝግደድ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ሎሚ…

ሕብረተሰብ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝገብሮ ጥንቃቐ ኣሐይሉ ክቕፅል ይግባእ – ዶክተር ሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ሕብረተሰብ ብኮቪድ-19 ዝተሓዙ ሰባት ቁፅሮም እናወሰኸ ይመፅእ ስለዘሎ እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ዝገብሮ ጥንቃቐ ኣሐይሉ ንኽቕፅል ኣተሓሳሲበን። እተን ሚኒስትር ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ክልተኣዊ ዛዕባታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ሃገራት ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝወስደኦ ፅቡቕ ተሞክሮ ብዝምልከት ምዝታዮም ዶክተር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ…

ኢትዮጵያ ትራንዛክሽን ኤሌክትሪክ ንምጅማር ኣብ ዘኽእላ ብርኪ ቴክኖሎጂ ከምትርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ትራንዛክሽን ኤሌክትሪክ ንምጅማር ኣብ ዘኽእላ ብርኪ ቴክኖሎጂ ከምዝበፅሐት ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ትራንዛክሽን ኤሌክትሪክ ብምትኳር ምስ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሓይሊ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 17 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብዝተገበረሎም 1 ሺሕን 382 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 17 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ከምዝተትሓዙ ዝተረጋገፀ ኩሎም ሰባት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ስራሕቲ ፈጠራ ንዝርከቡ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ስራሕቲ ፈጠራ ንዝርከቡ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ብኢኖቬሽን ዶት ኮቪድ-19 ዶት ኢቲ (innovation.covid19.et) ኣቢሎም ዝበረታትዑ ሓሳባት ምህዞ…

ህንፀት ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ካዛን ዳግመ ህንፀትን ፅገናን ተንዳሆ ፒ.ሲ.16ን ብብር 4 ነጥቢ 7 ቢሊየን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ልምዓት መስኖ ህንፀት ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ካዛን ዳግመ ህንፀትን ፅገናን ተንዳሆ ፒ.ሲ.16ን ብብር 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ንምህናፅ ዘኽእል ምስ ሰለስተ ተቛረፅቲ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ኮሚሽን ዝተፈራረሞ ስምምዕነት፥ ምስ ኮርፖሬሽን…

ዶክተር ሊያ ኣብ ማእኸል ሕክምና ኮቪድ-19 ኤካ ኮተቤ ዑደት ኣካዪደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ማእኸል ሕክምና ኮቪድ-19 ኤካ ኮተቤ ዑደት ኣካዪደን። ብተላባዲ ሕማም ኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት ሕክምነኦም እናተኸታተሉ ኣብ ዝርከብሉ ማእኸል ኣብ ዝገበረኦ ዑደት፥ ኣወሃህባ ግልጋሎት ብዝበለፀ…