ቀ/ሚ ኣቢይ ንኣረጋውያን፣ ጎደና ሓደርን ንፀገም ዝተቓልዑ ጉድኣት ኣካልን እንግዶት ምሳሕ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ንኣረጋውያን፣ ጎደና ሓደርን ንፀገም ዝተቓልዑ ጉድኣት ኣካልን እንግዶት ምሳሕ ገይሮም።
እቲ እንግዶት ምሳሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን…