Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣይ ኤም ኤፍ ንኢትዮጵያ ሓገዝ 411 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ ትካል ዓለም ለኸ ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ ) ብምዕቐፍ ኣሰራርሓ ቅልጡፍ ገንዘባዊ ሓገዝ እቲ ትካል ኣቢሉ ንኢትዮጵያ ሓገዝ 411 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ። ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ንምጥንኻር ዝውዕል ሓገዝ…

መንግስቲ ካብ 1997-2007 ዓ.ም ውዝፍ ዕዳ ግብሪ ንዘለዎም ትካላት ቢዚነስ ዕደኦም ምስራዝ ሓዊሱ ካልኦት ውሳነታት ፖሊሲ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ልዕሊ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዘስዕቦ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ምንካይ ዘኽእሉ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ፖሊሲ ከምዘመሓላለፈ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካልኝ ገሊፆም። እቶም ውሳነታት ምስ ውዙፍ ውሳነታት ልቓሕ…

ኢትዮጵያ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምቁፅፃር ዓሊሙ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝጀመሮ ተበግሶ ትድግፍ ኢያ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምቁፅፃር ዓሊሙ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝጀመሮ ተበግሶ ከምእትድግፍ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ኢትዮጵያ ፈንድ ኮቪድ-19 ዘስዕቦ ሓደጋ ንምቁፅፃር ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ንምድጋፍ ብምሕሳብ በዓል…

ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት 131 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1 ሺሕን 408 ሰባት ምርማራ ላቦራቶሪ ቫይረስከኮሮና ከምዝተገበረሎም ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዝበልኡ፥ ካብቶም ምርመራ ዝተገበረሎም ሓደ ሰብ በቲ ቫይረስ…

ጀርመን ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ዘብፅሖ ጉድኣት ንምቕናስ ዘኽእል ማዕቐፍ ደገፍ 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጀርመን ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ዘብፅሖ ጉድኣት ንምቕናስ ዘኽእል ማዕቐፍ ደገፍ 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዕላዊ ከምዝገበረት ሚኒስትር ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን  እታ ሃገር ጀርድ ሙለር ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር፥ ሃገሮም ኣብዚ ኣፀጋሚ እዋን…

ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምርጫ ብዝምልከት ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ ብዝርዝር ንምርኣይ ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ተመሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣብ ዘሳለጦ ኣኼብኡ፥ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ዝሳለጥ ሓፈሻዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ ርእዩ። ኣካቢት እቲ…

መኸተ ቫይረስ ኮሮና ናይ ሓደ እዋን ወፍሪ ተገይሩ ክርአ የብሉን – ግብረ ሓይሊ ምክልካል ቫይረስ ኮሮና ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መኸተ ቫይረስ ኮሮና ናይ ሓደ እዋን ወፍሪ ተገይሩ ክርአ ከምዘይግባእ ንኡስ ኮሚቴ ግብረ ሓይሊ ምክልካል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ገሊፁ። እቲ ዝወፀ ድንጋገ ህፁፅ እዋን እናተጥሓሰ ከምዝርከብን መንግስቲ እቲ ድንጋገ ኣብ ዘየኽብሩ ኣካላት ስጉምቲ…

ኣብ ዩኒቨርሲቱ ኣኽሱም ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ዝነበሩ164 ተጓዓዝቲ ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ስለዝኾኑ ነናብ ስድረኦም ተሰዲዶም።

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቱ ኣኽሱም ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ክትትል ዝግበረሎም ካብ ሞንጎ ዝግበረሎም ዘሎ 467 ተጓዓዝቲ እቶም 164 ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ስለዝኾኑ ነናብ ስድረኦም ተሰዲዶም። ዩኒቨርሲቱ ኣኽሱም፥ ሕብረተሰብ ካብ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምሕላው…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 4 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ኣርባዕተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 766 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ዝሓበራ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ካብዚኦም እቶም ኣርባዕተ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ 22 ሚያዚያ 2012 ዓ.ም ከካይድ ኢዩ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ፅባሕ አኼቡኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ መረፃ…