ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ ዓመት 6 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ክምዝገብ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2020 0 ኣዲስ በባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት ሽዱሽተ ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ከምዝገብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ጠቅላይ ሚኒስትሩ በወቅታዊና ሃገራዊ ጉዳዮች ላይ ከህዝብ ተወካዮች ምክር ቤት አባላት ለተነሱላቸው ጥያቄዎች ምላሽና ማብራሪያ ሰጥተዋል። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣፈ ጉባኤን ምክትል ኣፈ ጉባኤን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎን ምክትል ኣፈ ጉባኤ ወይዘሮ ሽታዬ ምናለን ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም። እቲ ተኸላ ፈልሲ ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ዓሸራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 136 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሽሕን 775 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 136 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ካብ ዝተረጋገፁ እቶም 124 ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉሎም ሕቶታት መልሲ ምላሽን መብርሂን ሂቦም። ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ሓደገኛን ከምዝኾነ፣ ልዑል ጥንቃቐ ከምዘየድሊዮን ኣብ መላእ ዓለም ልዑል ቅልውላው እናስዓበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምሻይ ፍሉይ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ፍሉይ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተለዓሉሎም ሕቶታት ኣብቲ ባይቶ ተረኺቦም ምላሽን መብርሂን ሂቦም ኢዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ “ዛፍ በደጃፍ” ብዝብል መርሃ ግብሪ ምስ ቤተሰቦም ብምዃን ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ “ዛፍ በደጃፍ” ብዝብል መርሃ ግብሪ ምስ ቤተሰቦም ብምዃን ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም። መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ዓመተ 2012 ትማሊ ኣብ ክልል ደቡብ ከተማ ሃዋሳ ብዕሊ ምጅማሩ ይዝከር። ብመሰረት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 129 ሰባት እንትርከቡ 1 ኣዶ ድማ ህይወተን ስኢነን Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 500 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 129 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓንቲ ጓል 80 ዓመት ኣዶ ድማ ህይወተን ከምዝሰኣና ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ፌዴሪኢ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2013 ልዕሊ 476 ቢሊየን ብር ንክኸውን ውሳነ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 84 ስሩዕ ኣኼብኡ ረቂቕ በጀት 2013 ዓ.ም 476 ቢሊየንን 12 ሚሊየንን 952 ሺሕን 445 ብር ንክኸውን ውሳነ ሂቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ፥ ኣብ 2013 ዓ.ም…
ኮሮናቫይረስ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ 19 ተነቢሩ ዝነበረ እግድ ብምልዓል ካብ 1 ሰነ 2012 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ መላእ ትግራይ ምንቅሰቓሰ ተፈቒዱ Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ኣካቢ ኮማንድ ፖስትን ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል መኸተ ቫይረሰ ኮሮና ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቦም። ዶክተር ደብረፂዮን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ካብ 1 ሰነ 2012…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ቅርሕንቲ ናይ ምፍጣር ዓላማ ኣይብላን-ቀ/ሚ ሃምዶክ Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኣብደላ ሃምዶክ ምስ ብሄራዊ ጣቢያ ቴሌቭዥን እታ ሃገር ኣብ ዝነበሮም ቃለ መሕትት “ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ቅርሕንቲ ናይ ምፍጣር ዓላማ ኣይብላን” ክብሉ ገሊፆም። ምስ ዶብ ኢትዮጵያ ብዝተተሓሓዘ ዝተፈለየ ፀገም ዶብ የለን ዝበሉ…