ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕዚዳንት ኬንያ ኣራፕ ሞይ ይሳተፋ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ብሄራዊ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕዚዳንት ኬንያ ዳንኤል ኣራፕ ሞይ ይሳተፍ ኣሎ።
ኣብ ስታዲየም ንያዮ እናተካየደ ዝርከብ እቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፥ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኡሁሩ ኬንያታ፣…