ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልፀግና ኣብ ምፍራይ ብቑዓት መራሕቲ ከምዝተግህ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ጉዕዞ ምዕባለ ንኢትዮጵያ ትርጉም ዘለዎ ለውጢ ካብ ምምምፃ ሓሊፉ ብቑዓት መራሕቲ ኣብ ምፍራይ ከምዝተግህ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ከም ኣሞራ ሩሑቕ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 186 ሰባት እንትርከቡ 20 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 18 ሺሕን 60 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 186 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወፃኢ ሃገራት ኣብ ፀገም ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብዘለዉዎ ደገፍ ይግበረሎም ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ወፃኢ ሃገራት ኣብ ፀገም ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብዘለዉዎ ደገፍ ይግበረሎም ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ኣብዱልኣዚዝ ኣሕመድ፥ ሕጋዊ ፍቓድ መንበሪ ዘይብሎም ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ኣብታ ሃገር ከምዘለዉ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፕሮጀክትታት ፓርክ ኣንድነት፣ እንጦጦን ሸገርን ዝተርኣየ እወንታዊ ውፅኢት ከም ሃገር ዘለዉና ፀገማት ንምቕራፍ ዘኽእል ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፈተ ኢዩ- ኣይተ… Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ካብ ሸገር ክሳብ ሃገር” ብዝብል ኣርእስቲ ዝተሰናድአ መድረኽ ዘተ ሓዱሽ ወግዒ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣካቢ ቦርድ ቱሪዝምን ኣይተ ሃይለማሪያም ደሳለይ፣ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን…
ቢዝነስ ቻይና ንመበል ሳልሳይ ጊዘ ደገፍ ናውቲ ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስኮሮና ሂባ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ቻይና ንመበል ሳልሳይ ግዘ ደገፍ ናውቲ ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስኮሮና ንኢትዮጵያ ኣበርኪቱ። እቶም ናውቲታት ሕክምና፥ 500 ሺሕ ሰርጂካል ማስክ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን፣ 65 ሺሕ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን፣ 10 ሺሕ ኣልባሳት ሕክምናን መሸፈኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ግብረ ራዕዲን ዘይሕጋዊ ዝውውር ኣፅዋር ኲናትን ብምክልኻል ሃገራዊ ህልውና ንምርግጋፅ ልዑል እጃም ምብርካቱ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ግብረ ራዕዲን ዘይሕጋዊ ዝውውር ኣፅዋር ኲናትን ብምክልኻል ሃገራዊ ህልውና ንምርግጋፅ ልዑል እጃም ምብርካቱ ተገሊፁ። ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ኣብ 2012 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሃገርን ህዝብን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 533 ሰባት እንትርከቡ 16 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 18 ሺሕን 724 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 533 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2013 ዓ.ም ቁፅሪ ዓማዊሉ ናብ 52 ሚሊየን ንምዕባይ ከምዝሰርሕ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ቁፅሪ ዓማዊሉ ናብ 52 ነጥቢ1 ሚሊየን ንምዕባይ ከምዝሰርሕ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ስትራቴጂካዊ ትልሚ ሰለስተ ዓመትን ቀንዲ ትኹረት በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ 9ይ ክሳብ 12 ክፍሊ ብድጂታል መልክዑ ትምህርቲ ንመሃብ ከምዝተለመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ካብ 9ይ ክሳብ 12 ክፍሊ ካብ ወረቐት ናፃ ዝኾነ ብድጂታል መልክዑ ትምህርቲ ንመሃብ ከምዝተለመ ኣፍሊጡ። ኣብ በቢብርኩ ዝርከቡ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ፤ ኣብ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ዓውዲ ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን ምንካይ ግልጋሎት ጥሙር ኢንተርኔትን ድምፂን ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ቫይረስ ኮሮና ተተሓሒዚ ምንካይ ግልጋሎት ጥሙር ኢንተርኔትን ድምፂን ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍረህይወት ታምሩ፥ ስትራቴጂካዊ ትልሚ ሰለስተ ዓመትን ቀንዲ ትኹረት በጀት ዓመት 2013 ዓ.ምን…