ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብዚ ዓመት ዝትከሉ ፈልሲታት ዝርከቡሉ ብርኪ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2020 0 አዲስ አበባ ፣ ሚያዚያ 16 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብዚ ዓመት ዝትከሉ ፈልሲታት ዝርከቡሉ ብርኪ ዑደት ኣካይዶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ብምዃን፥ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከባቢ ሶደሬ ተረኺቦም ኢዮም…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ተወሳኺ ሓደ ሰብ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ውሽጢ ዝተገበረሎም ሰባት በቲ ቫይረስ ዝተለኸፈ ሓደ ተወሳኺ ሰብ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብሓፈሻ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ናብ 117 ክብ ክብል ከምዝኸኣለ ግዜኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮማንድ ፖስት ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ኣብ ዝተወሰኑ ትካላት ንግዲ ተነቢሩ ዝነበረ እገዳ ከምዘልዓለ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ኮማንድ ፖስታ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ኣብ ዝተወሰኑ ትካላት ንግዲ ተነቢሩ ዝነበረ እገዳ ክለዓል ከም ዝወሰነ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሰብ ኣይተረኸበን Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 965 ሰባት ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፈ ሰብ ከምዘይተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ በቲ ዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርማሪ ቦርድ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ዘለዉ ዜጋታት ዝግበረሎም ዘሎ ክንክን ዝምልከት ዑደት ምግባር ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርማሪ ቦርድ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ክንክን ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ዘለዉ ዜጋታት ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ዑደት ምግባር ምጅማሩ ቤት ፅሕፈት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዓሊሙ ዝወፅአ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ምስ ኣባላት ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ፣ መራሕቲ ሃገራትን ልዕሊ 20 ኣፍሪካውያን ሰብ ሃፍቲን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ፣ መራሕቲ ሃገራትን ልዕሊ 20 ኣፍሪካውያን ሰብ ሃፍቲን ተዛቲዮም። ዓውዲ ውልቀ፥ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ዘስዕቦ ምንጋዕ ኢኮኖሚ ኣብ ምፅዋር ዘለዎ ግደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ፆመ ረመዳን ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ ዝጅምር ፆመ ረመዳን ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዘበን ዝኽበር ፆመ ረመዳን ዓለም ብቫይረስኮሮና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻልን ዝፈጥሮ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ ንምቅላልን ናይ መላእ ሕብረተሰብ ሓገዝ ይሓትት – ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ 14 ሚያዝያ 2012 ዓም (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮረና ንምክልኻልን ዝፈጥሮ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ ንምቅላልን ሓገዝ መላእ ሕብረተሰብ ዝሓትት ምዃኑ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ገሊፁ። እቲ ቢሮ ብዛዕባ ዝግበር ሓገዝ ኣመልኪቱ ናብ ኩለን ቤት ፅሕፈታት ዞባታት፣ ወረዳታትን ከተማታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንቅስቓስ ንግዲ ዘተዓናቐፉ 25 ሺሕን 68 ትካላት ንግዲ ስጉምቲ ተወሲዱዎም Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ናብ ኢትዮጵያ ምእታዉ ስዒቡ ምንቅስቓስ ንግዲ ኣብ ልዕሊ ዘተዓናቐፉ 25 ሺሕን 68 ትካላት ንግዲ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ኣብ ዝሃቡዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ውልቀ ሃፍትን ማሕበራትን ንመኸተ ቫይረስ ኮረና ዝገብርዎ ሓገዝ እናቐፀለ ምዃኑ ንኡስ ግብረ ሓይሊ ምትእኽኻብ እቶት ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰብ ውልቀ ሃፍትን ማሕበራትን ንመኸተ ቫይረስ ኮረና ዝገብርዎ ዘለው ሓገዝ እናቐፀለ ምዃኑ ንኡስ ግብረ ሓይሊ ምትእኽኻብ እቶት ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣካቢ ግብረ ሓይሊ ምትእኽኻብ እቶት ምክልኻል ቫይረስ ኮረና ትግራይ ኣይተ ሓጎስ ወለኪዳን፥…