ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ለበዳ ሕማም ኮረና ቫይረስ ንምክልኻል ልዕሊ14 ሚልዮን ብር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ለበዳ ሕማም ኮረና ቫይረስ ንምክልኻል ልዕሊ14 ሚልዮን ብር ሓገዝ ከም ዝገበረ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ።
መካየዲ ስራሕ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ኣይተ ክብረኣብ ተወልደ፥ ብልዕሊ ብር 9ነጥቢ 5 ሚልዮን ዝተዓደጉ 90…