ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1073 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ዝሓበራ እተን ሚኒስትር፥ ካብዚኦም እቶም ክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብጃክ ማ ንሃገራት ኣፍሪካ ዝተወፈዩ ካልኣይ ዙር ኣቑሑት ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ምክፍፋሉ ዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብመስራቲን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ፋውንዴሽን ኣሊባባ ጃክ ማ ንካልኣይ ዙር ንሃገራት ኣፍሪካ ዝተወፈዩ ኣቑሑት ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ኣከፋፊሉ ከምዝዛመ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝለኣኾ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይን ሕብረተሰብ ደም ብምልጋስ ህይወት ንኸድሕን ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሕብረተሰብ ደም ብምልጋስ ህይወት ደቂ ሰባት ንኸድሕን ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን፥ ሚኒስቴር ጥዕናን ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ኢትዮጵያን ዘቕረቡዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ምስ ዝወከሉ ኣምባሳደራት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዲሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ እሲያን ሃገራት ፓስፊክን ንኢትዮጵያ ምስ ዝወከሉ ኣምባሳደራትን ቆንስላ ጀነራላትን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ዘተ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣካይዶም። እቶም ሚኒስትር፥ ብብርኪ ዓለም…
ኮሮናቫይረስ ካብ ጂቡቲ ብከባቢታት ዶብ ኣቢሎም ብዘይስሩዕ መገዲ ዝኣትዉ ዜጋታት ንምቁፅፃር ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ጂቡቲ ብከባቢታት ዶብ ኣቢሎም ብዘይስሩዕ መገዲ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉ ዜጋታት ንምቁፅፃር እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። እቶም ብዘይስሩዕ መገዲ ዘኣትዉ ዜጋታት፥ ግቡእ ዝኾነ ቅድመ ምርመራ እንተይተገበረሎምን ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ (ኳራንቲን)…
ኮሮናቫይረስ ኣብዚ ሰሙን 12 ተወሰኽቲ ማእኸላት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስኮሮና ስራሕ ጀሚሮም-ዶ/ር ሊያ ታደሰ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሰሙን 12 ተወሰኽቲ ማእኸላት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስኮሮና ግልጋሎት ምሃብ ምጅማሮም ሚኒስተር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ብድምር ቁፅሪ ማእኸላት ምርመራ ላቦራቶሪታት ቫይረስኮሮና 20 ዝበፅሐ እንትኸውን፥ ሓሙሽተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሺንዞ ኣቤ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብ”ቴሌፎን” ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኮቪድ 19 ዘስዕቦ ምንጋዕ ኢኮኖሚን ውሕስነት ምግብን ሓቢርካ ኣብ ምክልኻል ዘድሃበ ከምዝነበረ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኩለን ክልላት ዘለዋ ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ንሰራሕተኛታተን ሙሉእ መሃያ ንክኸፍላ ዘገድድ ውሳነ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)አዳብ ኩለን ክልላት ዘለዋ ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ቅድመ ኩነት ንሰራሕተኛታተን ሙሉእ መሃየኦም ንክኸፍላ ዘገድድ ውሳነ ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 114 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ ሰለስተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 745 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ዝሓበራ እተን ሚኒስትር፥ ካብዚኦም እቶም ሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮቪድ 19 ኣብ ልዕሊ ኢኮኖሚ ዘብፅሖ ዝኸፍአ ፀገም ንምክልኻል ዘኽእል ስጉምቲ ክውሰድ ኣለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮቪድ 19 ኣብ ልዕሊ ኢኮኖሚ ዘብፅሖ ዝኸፍአ ፀገም ንምክልኻል ዘኽእል ኣድላዪ ስጉምቲ ክውሰድ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ከምዝፀሓፍዎ፥ ውሕስና…