ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 3 ሚልዮን ኣበርኪቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ትግራይ ብዝገበሮ ፃውዒት መሰረት ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 3 ሚልዮን ገንዘባዊ ሓገዝ ገይሮም።
ብመሰረት እዚ ሰራሕተኛታት ባንኪ ኣብሲንያ ዲስትሪክት መቐለ ብር ሓደ…