ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ብሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔ ሱዳን ኦማር በሽር ማኒስ ምስ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም
አዲስ አበባ ፣ ግንቦት 8 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔ ሱዳን ኦማር በሽር ማኒስ ምስ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፣ ማእኸላት ዶብ፣ ምጥንኻር ርክብ ኢኮኖሚ ኢትዮ-ሱዳን፣ ፅዕንቶ…